ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w14 15/10 ገጽ 1-2
  • ትሕዝቶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ትሕዝቶ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2014
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ሕታም መጽናዕቲ
  • ዓንቀጻት መጽናዕቲ
  • ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2014
w14 15/10 ገጽ 1-2

ትሕዝቶ

15 ጥቅምቲ 2014

© 2014 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania

ሕታም መጽናዕቲ

1-7 ታሕሳስ 2014

ኣብ መንግስቲ ኣምላኽ፡ ድልድልቲ እምነት ትሃሉኻ

ገጽ 7 • መዝሙር፦ 14, 54

8-14 ታሕሳስ 2014

“መንግስቲ ኻህናት” ክትኰኑ ኢኹም

ገጽ 13 • መዝሙር፦ 44, 28

15-21 ታሕሳስ 2014

ነቲ መዓይይቲ የሆዋ ናይ ምዃን ፍሉይ መሰል ኣኽቢርካ ርኣዮ

ገጽ 23 • መዝሙር፦ 6, 44

22-28 ታሕሳስ 2014

“ኣብቲ ኣብ ላዕሊ ዘሎ ኣቕልቡ”

ገጽ 28 • መዝሙር፦ 42, 22

ዓንቀጻት መጽናዕቲ

▪ ኣብ መንግስቲ ኣምላኽ፡ ድልድልቲ እምነት ትሃሉኻ

▪ “መንግስቲ ኻህናት” ክትኰኑ ኢኹም

መሲሓዊት መንግስቲ ኣምላኽ፡ የሆዋ ነቲ ብዛዕባ ምድርን ብዛዕባ ደቂ ሰብን ዘለዎ ዕላማ ንኺፍጽሞ ዚጥቀመላ መሳርሒት እያ። ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ተጠቒሱ ዘሎ እተፈላለየ ኺዳናት፡ ምስ ሰማያዊ መንግስቲ ኣምላኽ ብኸመይ ከም ዚተሓሓዝ ክንምርምር ከለና፡ ኣብ መንግስቲ ኣምላኽ ስለምንታይ ድልዱል እምንቶ ኸነሕድር ከም እንኽእል ነስተብህል።

▪ ነቲ መዓይይቲ የሆዋ ናይ ምዃን ፍሉይ መሰል ኣኽቢርካ ርኣዮ

እዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ጥንታውን ዘመናውን ኣብነታት ኣገልገልቲ የሆዋ ትገልጽ፣ ነቲ ብሓቂ ኣኽቢርካ ኽርአ ዘለዎ መዓይይቲ ኣምላኽ ንኽንከውን እተዋህበና ፍሉይ መሰል ዘሎና ሞሳ ንኸነዕብዮ ድማ ክትሕግዘና እያ።

▪ “ኣብቲ ኣብ ላዕሊ ዘሎ ኣቕልቡ”

ኣብዘን ዳሕሮት መዓልትታት፡ ኣብ እምነትና ዜጋጥመና ጸገማት ብዙሕ እዩ። ካብቶም ጥንቲ ዝነበሩ፡ ተመሳሳሊ ጸገማት ከኣ ዘሕለፉ ኸም ኣብርሃምን ሙሴን ዝኣመሰሉ እሙናት ሰብኡት፡ እንታይ ክንመሃር ንኽእል፧ እዚ መጽናዕቲ እዚ፡ ኣብ የሆዋ ኣምላኽን ኣብ መንግስቱን ከነቕልብ ብምትብባዕ ጸገማት ንኽንጻወር ኪሕግዘና እዩ።

ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ

3 ፈትዮም ይመጹ—ታይዋን

18 ኣብ ኣገልግሎት መንግስቲ ኣምላኽ ዘሕለፍክዎ ኣገዳሲ ፍጻመታት

ገበር፦ ክልተ ኣሓት ጥቓ እቲ ኣብ ደቡባዊ ምብራቕ ኬንያ ዚርከብ ኣኽራናት ምቦሎሎ፡ ኣብ ወረዳ ታኡሳ፡ ኣውራጃ ታይታ ኣብ ዘሎ ጐደና ዀይነን ንሓለፍቲ መገዲ ኺምስክራ ኸለዋ

ኬንያ

ብዝሒ ህዝቢ

44,250,000

ኣስፋሕቲ

26,060

መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ

43,034

ቍጽሪ ተኣከብቲ በዓል ዝኽሪ 2013

60,166

[ኣብ ገጽ 2 ዘሎ ግራፍ]

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ