ትሕዝቶ
ቍ. 1 2016
© 2016 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
እንታይ ይመስለካ፧
ኵሉ ሰብ ብስርዓታት መጽሓፍ ቅዱስ እንተ ዚምራሕሲ፡ እዛ ዓለም ዝሓሸት ምዀነትዶ ነይራ፧
‘ኣብ ኵሉ ብቕንዕና ኽንነብር ኢና እንደሊ።’—እብራውያን 13:18።
እዛ ሕታም ግምቢ ዘብዐኛ እዚኣ ብቕንዕና ምምልላስ ንዅሉ መዳያት ህይወትና ብኸመይ ከም ዚትንክፎ ትገልጽ።
ገበር
ስለምንታይ ብቕንዕና እትመላለስ፧
ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ
ትፈልጥዶ፧ 10
ኣብ ኢንተርነት ዚርከብ
(ብእንግሊዝኛ ዚርከብ። ኣብ ትሕቲ BIBLE TEACHINGS > BIBLE QUESTIONS ANSWERED ርአ)