ሕታም መጽናዕቲ
ሚያዝያ 2017
ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦ 29 ግንቦት–2 ሓምለ 2017
© 2016 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
ገበር፦
ዛምብያ
ኣብ ሉሳካ፡ ዛምብያ ዚርከቡ ቐናኣት ጕጅለ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ኣብ ኣገልግሎት ኪካፈሉ ይወጹ። እቲ ግቡእ ክንክን ዚግበረሉ ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ ብዛዕባ የሆዋ ጽቡቕ ምስክርነት ይህብ እዩ
ኣስፋሕቲ
183,586
መጽናዕትታት መጽሓፍ ቅዱስ
415,706
ተኣከብቲ በዓል ዝኽሪ (2016)
782,527
እዚ ጽሑፍ እዚ ንመሸጣ እተዳለወ ኣይኰነን። ክፍሊ እቲ ፈቲኻ ብዚግበር ወፈያ ዚድገፍ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ትምህርታዊ ዕዮ እዩ።
ወፈያ ኽትገብር እንተ ደሊኻ፡ ኣብ www.pr418.com ርአ።
ፍልይ ዝበለ መግለጺ እተዋህቦ ጥራይ እንተ ዘይኰይኑ፡ ኵሉ ጥቕስታት ቅዱሳት ጽሑፋት ካብቲ ብዘመናዊ ቛንቋ እተዳለወ መጽሓፍ ቅዱስ —ትርጉም ሓዳስ ዓለም እተወስደ እዩ።