ሕታም መጽናዕቲ
ሰነ 2017
ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦ 31 ሓምለ–27 ነሓሰ 2017
© 2017 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
ገበር፦
ግሪኽ
ኣብ ኣቴንስ ዚነብሩ ግሪኻውያን ስድራ ቤታት ንመዝሙራት መንግስቲ ኣምላኽ ይለማመዱ
ኣስፋሕቲ
28,816
መጽናዕትታት መጽሓፍ ቅዱስ
13,237
ተኣከብቲ በዓል ዝኽሪ (2016)
46,822
እዚ ጽሑፍ እዚ ንመሸጣ እተዳለወ ኣይኰነን። ክፍሊ እቲ ፈቲኻ ብዚግበር ወፈያ ዚድገፍ ዓለምለኻዊ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ትምህርታዊ ዕዮ እዩ።
ወፈያ ኽትገብር እንተ ደሊኻ፡ ኣብ www.pr418.com ርአ።
ፍልይ ዝበለ መግለጺ እተዋህቦ ጥራይ እንተ ዘይኰይኑ፡ ኵሉ ጥቕስታት ቅዱሳት ጽሑፋት ካብቲ ብዘመናዊ ቛንቋ እተዳለወ መጽሓፍ ቅዱስ —ትርጉም ሓዳስ ዓለም እተወስደ እዩ።