ሕታም መጽናዕቲ
ሓምለ 2017
ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦ 28 ነሓሰ–24 መስከረም 2017
© 2017 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
ገበር፦
ፖላንድ
ኣብ ግሩየትስ ኣብ ዚርከብ ሕርሻ ቱፋሕ፡ ሓደ ኣስፋሒ ንሓደ ሰራሕተኛ፡ መልእኽቲ መጽሓፍ ቅዱስ የካፍሎ
ኣስፋሕቲ
119,932
መጽናዕትታት መጽሓፍ ቅዱስ
50,479
ተኣከብቲ በዓል ዝኽሪ (2016)
190,613
እዚ ጽሑፍ እዚ ንመሸጣ እተዳለወ ኣይኰነን። ክፍሊ እቲ ፈቲኻ ብዚግበር ወፈያ ዚድገፍ ዓለምለኻዊ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ትምህርታዊ ዕዮ እዩ።
ወፈያ ኽትገብር እንተ ደሊኻ፡ ኣብ www.pr418.com ርአ።
ፍልይ ዝበለ መግለጺ እተዋህቦ ጥራይ እንተ ዘይኰይኑ፡ ኵሉ ጥቕስታት ቅዱሳት ጽሑፋት ካብቲ ብዘመናዊ ቛንቋ እተዳለወ መጽሓፍ ቅዱስ —ትርጉም ሓዳስ ዓለም እተወስደ እዩ።