ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 11/94 ገጽ 3
  • ምልክታታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ምልክታታት
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—1994
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—1994
km 11/94 ገጽ 3

ምልክታታት

◼ እንጥቀመሎም ጽሑፋት ኣብ ወርሒ ሕዳር:- ንእስነትካ። ታሕሳስ:- ራእይ ፍጻሜኡ። ጥሪ:- ኣብቲ ናይታ ጉባኤ መኻዚኖ ዝርከብ ቅድሚ 1982 ዝተሓትመ 192 ገጽ ዘለዎ ዝኾነ መጽሓፍ። ናይ ቅድም ሕታም ኣብ መኻዚኖ ዘይብለን ጉባኤታት: ብሮሹር ከበርክታ ይኽእላ ኢየን። ለካቲት:- ኣብ ገነት ኣብ ምድሪ ንዘለኣለም ምንባር ትኽእል ኢኻ እትበሃል ናይ እንግሊዝኛ መጽሓፍ። ምዕዳል ናይዛ መጽሓፍ እዚኣ ብተመላሊስካ ምብጻሕ ክስዓብ ይግባእ: ጽንዓት መጽሓፍ ቅዱስ ንምጅማር ከኣ ጻዕሪ ክግበር ኣለዎ። መተሓሳሰቢ:- እተን ነዚ ኣብ ላዕሊ ተጠቒሱ ዘሎ ናይ ወፈራ ዝርዝራት ገና ዘይሓተታ ጉባኤታት በቲ ናይ ዝመጽእ ወርሒ መሕተት ጽሑፋት ቅጥዒ (S(d)–14) ገይረን ክሓታ ኣለወን። ኣብ ላዕሊ ተዘርዚሩ ዘሎ ናይ ቅድሚ 1982 ጽሑፋት: ኣብ ብሩክሊን ኣይርከብን ኢዩ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ