ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 12/94 ገጽ 2
  • ቲኦክራቲካዊ ዜና

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ቲኦክራቲካዊ ዜና
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—1994
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ቲኦክራቲካዊ ዜና
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—1996
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—1994
km 12/94 ገጽ 2

ቲኦክራቲካዊ ዜና

ኣልባንያ:- ኣብ ሓምለ 353 ሓድሽ ዝለዓለ ቍጽሪ ናይ ኣስፋሕቲ: ከምኡውን ሓድሽ ዝለዓለ ቍጽሪ ምዕዳል መጽሔት ተበጺሑ ነይሩ። ናይ ጉባኤ ኣስፋሕቲ ብገምጋም 22.4 ሰዓታት ኣብ ግራት ኣገልግሎት ኣሕሊፎም: 1,073 ናይ ቤት ጽንዓት መጽሓፍ ቅዱስ ድማ መሪሖም።

ካሜሩን:- ኣብ ሓምለ ምስቲ 21,323 ሓድሽ ዝለዓለ ቍጽሪ ናይ ኣስፋሕቲ ዝጋጠም ሓድሽ ጨንፈር ቤት ጽሕፈት ተኸፊቱ።

ግሪንላንድ:- ኣብ ሓምለ ናይ ግራት ኣገልግሎት ጸብጻብ ዝሃቡ ኣስፋሕቲ 134 በጺሖም። እዚ ሓድሽ ዝለዓለ ቍጽሪ ኢዩ ነይሩ።

ዛየር:- ዝቐዝፍ ኵነታት ናይቶም ብኣማእታት ኣሽሓት ናብ ዛየር ዝኣትዉ ስደተኛታት እኳ እንተ ኣጋጠሞም: ኣብ ሓምለ 83,442 ሓድሽ ዝለዓለ ቍጽሪ ናይ ኣስፋሕቲ ተበጺሑ። እቶም ኣሕዋት ኣብ ንሓድሕዶም ክተሓጋገዙ ኣዝዩ ዝነኣድ ጻዕሪ ገይሮም ኢዮም: ነቲ ብደገ ዝግበር ናይ ረዲአት ስርሓት ድማ ኣዝዩ ከም እተመስገነ ገሊጾም።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ