ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 2/97 ገጽ 7
  • ምልክታታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ምልክታታት
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—1997
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—1997
km 2/97 ገጽ 7

ምልክታታት

◼ ዝዕደል ጽሑፋት ኣብ ለካቲት:⁠- ራእይ​—⁠እቲ ዓቢ ፍጻሜኡ ቀሪቡ! (እንግሊዝኛ) ወይ ድማ ካብቲ ኣብ ጥሪ ክዕደል ዝነበሮ (ቅድሚ 1984 እተሓትመ 192 ገጽ ዘለዎ መጻሕፍቲ) ዝተረፈ። መጋቢት:⁠- ኣብ ገነት ኣብ ምድሪ ንዘለኣለም ምንባር ትኽእል ኢኻ። ሚያዝያን ግንቦትን:⁠- ንጽል ቅዳሓት ናይ ግምቢ ዘብዐኛ ከምኡውን ንቕሑ! መጽሔታት።

◼ እቲ ጸሓፍን ናይ ኣገልግሎት ተዓዛብን ናይ ኵሎም ስርዓታውያን ፓይነራት ንጥፈት ክምርምርዎ ኣለዎም። ነቲ ዘድሊ ሰዓታት ኣብ ምምላእ ሽግር ዘለዎ ምስ ዝህሉ: እቶም ሽማግለታት ንምሕጋዙ መደብ ክገብሩ ኣለዎም። ብዛዕባ እዚ: ሓሳባት ንምርካብ ናይ 1 ጥቅምቲ 1993 ከምኡውን ናይ 1 ጥቅምቲ 1992 ካብ ማሕበር እተላእከ ደብዳበታት (S⁠-201) ርኣይዎ። ናይ ነሓሰ 1986 ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና እታው ቍጽሪ 12⁠-20 እውን ርኣይዎ።

◼ ኣብ መጋቢት: ሚያዝያ: ከምኡውን ግን⁠ቦት ሓገዝቲ ፓይነራት ክዀኑ ዝደልዩ ኣስፋሕቲ ሕጂ መደብ ክገብሩ: ከምኡውን ቀልጢፎም መሕተቲ ቅጥዒ ክመልኡ የድሊ። እዚ ነቶም ሽማግለታት ዘድሊ ናይ ግራት ኣገልግሎት መደባት ክገብሩ: እኹል መጽሔታትን ካልእ ጽሑፋትን ክቕርቡ ይሕግዞም ኢዩ። ኣስማት ናይቶም ሓገዝቲ ፓይነራት ኰይኖም ከገልግሉ እተፈቕደሎም ኵሎም ነታ ጉባኤ ክንገር ኣለዎ።

እንደገና ኣብ መኽዘን ዘሎ:⁠- “ቱ ዘ ኢንድስ ኦቭ ዘ አርዝ ” ከምኡውን “ዘ ኒው ዎርልድ ሶሳይቲ ኢን ኣክሽን ” ዝብል ናይ እንግሊዝኛ ቪድዮ ካሴታት።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ