ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 6/98 ገጽ 2
  • ቲኦክራሲያዊ ዜና

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ቲኦክራሲያዊ ዜና
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—1998
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—1998
km 6/98 ገጽ 2

ቲኦክራሲያዊ ዜና

◼ ኢትዮጵያ:- ኣብ ኣረካ: ጎንደር: ሆሳእና: ከምኡውን ነገሌ ኣርሲ ሓደስቲ ጉባኤታት ቈይመን ኣለዋ።

◼ ካብተን ኣብ ዓለም ዘለዋ ኣብ ደሴታት ዝርከባ ሓያሎ ጨንፈር ኣብያተ ጽሕፈት ኣብ ጥሪ ሓለፍ ዝበለ ናይ ሓድሽ ዝለዓለ ቍጽሪ ኣስፋሕቲ ጸብጻብ ሃባ። ገለ ካብዚኣተን ዶመኒካን ሪፓብሊክ: ሃይቲ: ማርተኒክ: ማውርሸስ: ፊሊፕንስ: ታይዋን: ከምኡውን ትሪኒዳድ ነበራ።

◼ ኣብ ሲሸልስ ካብቲ ናይ ዝሓለፈ ዓመት ገምጋም 18 ካብ ሚእቲ ወሰኽ ነበረ: ኣብ ሰይንት ማርተን እተገብረ ወሰኽ ድማ 16 ካብ ሚእቲ ነበረ።

◼ ኣብ ሆንግ ኮንግ ዘለዉ ኣስፋሕቲ ብገምጋም 12.7 ሰዓታት ኣገልገሉ።

◼ እቲ ኣብ ታይዋን ቀልጢፉ ብምህናጹ ቀዳማይ ዝዀነ ኣደራሽ መንግስቲ ኣብ ለካቲት ተዛዘመ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ