ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 9/98 ገጽ 5
  • ምልክታታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ምልክታታት
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—1998
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—1998
km 9/98 ገጽ 5

ምልክታታት

◼ ዝዕደል ጽሑፋት ካብ መስከረም ክሳዕ ታሕሳስ:- ኣብ ገነት ኣብ ምድሪ ንዘለኣለም ምንባር ትኽእል ኢኻ ብ3.00 ብር/ናቕፋ።

◼ እቲ ኣወሃሃዲ ተዓዛቢ ወይ ንሱ ዝወከሎ ሓው 1 መስከረም ወይ ድሕሪኡ ኣብ ዝቐልጠፈ ግዜ ነቲ ናይ ጉባኤ ሕሳብ ክምርምሮ ኣለዎ። እዚ ምስ ተገብረ ነታ ጉባኤ ምልክታ ይነገር።

◼ ሽማግለታት ብዛዕባ እተወገዱ ወይ ካብ ማሕበር እተፈለዩ እሞ ክምለሱ ዝደልዩ ሰባት ነቲ ኣብ ናይ 8/112 ግምቢ ዘብዐኛ ካልኣይቲ ዓንቀጽ ካብ ቍጽሪ 5-15 ከምኡውን ገጽ 17 ኣብ ዘሎ ሳጹን እተዋህበ መምርሒ ክስዕቡ መዘኻኸሪ ተዋሂብዎም ኣሎ።

◼ እቶም ኣብ ጉባኤ ዘለዉ ንዅሉ እቲ ሓድሽ ይኹን ዝሕደስ ኵንትራት ናይ ግምቢ ዘብዐኛ ከምኡውን ንቕሑ! ናይ ብሕቶም ኵንትራት እውን ይኹን በታ ጉባኤ ኣቢሎም ክሰድዎ ኣለዎም።

◼ ማሕበር ንጽሑፋት ዝምልከት ናይ ነፍሲ ወከፍ ኣስፋሒ ሕቶታት ከተማልእ ኣይትኽእልን ኢያ። እቶም ናይ ብሕቶም ጽሑፍ ክለኣኸሎም ዝደልዩ ኵሎም: ነቲ ኣብ ጽሑፋት ዝዓዪ ሓው ብብሕቶም ዝደልይዎ ጽሑፋት ምእንቲ ክነግርዎ: ናይ ጉባኤ ወርሓዊ ናይ ጽሑፋት መሕተቲ ቅጥዒ ናብ ማሕበር ቅድሚ ምልኣኹ ኣወሃሃዲ ተዓዛቢ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ወርሒ ምልክታ ከም ዝንገር ክገብር ይግብኦ። ብፍሉይ ትእዛዝ ዝሕተቱ ጽሑፋት ኣየኖት ምዃኖም በጃኹም ኣይትረስዕዎ።

◼ መጺኡ ዘሎ ሓድሽ ጽሑፍ:- ናይ 1998 ዓመት መጽሓፍ ናይ የሆዋ መሰኻኽር።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ