ቲኦክራሲያዊ ዜና
ጋና:- ኣብ ሚያዝያ ካብቲ ናይ ዝሓለፈ ዓመት ገምጋም 9 ካብ ሚእቲ ወሰኽ ብምግባር ሓድሽ ዝለዓለ ቍጽሪ ኣስፋሕቲ: 55,539 በጽሐት። ኣብቲ ዝኽሪ በዓል ድማ ልዕሊ 200,000 ሰባት ተኻፈሉ።
ማላዊ:- ሕጂ ጉባኤታት ልዕሊ 600 በጺሐን ኣለዎ። እዚ ካብተን ኣብ ጥቅምቲ 1967 ኣብ እዋን እቲ እገዳ ዝነበራ ጉባኤታት 50 ካብ ሚእቲ ዝኸውን ወሰኽ ገይሩ ማለት ኢዩ።
ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።
እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።