ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 5/00 ገጽ 7
  • ምልክታታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ምልክታታት
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2000
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2000
km 5/00 ገጽ 7

ምልክታታት

◼ ዝዕደል ጽሑፋት ኣብ ግንቦት:- ናይ ግምቢ ዘብዐኛ ከምኡውን ንቕሑ ! ንጽል ቅዳሓት። እታ ብቕዓት እትበሃል ብሮሹር ተገዳስነት ንዘለዎም ሰባት ክትዕድላ ምሳኻ ተማላኣያ: ናይ ቤት ጽንዓት መጽሓፍ ቅዱስ ንምጅማር ከኣ ጻዕሪ ግበር። ሰነ:- ኣምላኽ ካባና ዝደልዮ ብቕዓት እንታይ ኢዩ፧ ናይ ቤት ጽንዓት መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ምጅማር ኣድህብ። ሓምለን ነሓሰን:- ካብዞም ዝስዕቡ 32 ገጽ ዘለዎም ብሮሹራት ዝዀነ ይኹን ምጥቃም ይከኣል ኢዩ:- ኣምላኽ ብዛዕባና ብሓቂ ይግደስዶ ኢዩ፧፣ ንዘልኣለም አብ ምድሪ ብምንባር ተሐጎሱ !፣ ኣብ ስላሴ ክትኣምን ይግብኣካዶ ኢዩ፧፣ እቲ ንዘለኣለም ጸኒዑ ዝነብር መለኮታዊ ስም፣ ዘ ጋቨርንመንት ዛት ዊል ብሪንግ ፓራዳይዝ (እንግሊዝኛ)፣ ምስ ሞትና እንታይ ኢና እንኸውን፧፣ ዕላማ ህይወት እንታይ ኢዩ —⁠ብኸመይ ክትረኽቦ ትኽእል፧፣ እተፍቅሮ ሰብ ምስ ዝመውት፣ ንዅሎም ሰባት ዝኸውን መጽሓፍ፣ ከምኡውን ስፕሪትስ ኦቭ ዘ ደድ —⁠ካን ዘይ ሄልፕ ዩ ኦር ሃርም ዩ፧ ዱ ዘይ ሪሊ ኤግዚስት፧ (እንግሊዝኛ)።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ