ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 11/04 ገጽ 2
  • ምልክታታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ምልክታታት
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2004
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2004
km 11/04 ገጽ 2

ምልክታታት

◼ ዚዕደል ጽሑፋት ኣብ ሕዳር:- ብቕዓት። ታሕሳስ:- እቲ ዝዓበየ ሰብኣይ። ከም ኣማራጺ ዘ ባይብል—ጎድስ ዎርድ ኦር ማንስ ወይ ኣብ ገነት ኣብ ምድሪ ንዘለኣለም ምንባር ትኽእል ኢኻ ምብርካት ይከኣል እዩ።

◼ እቲ ኣወሃሃዲ ተዓዛቢ ወይ ንሱ ዝወከሎ ሓው 1 ታሕሳስ ወይ ድሕሪኡ ኣብ ዝቐልጠፈ ግዜ ነቲ ናይ ጉባኤ ሕሳብ ኪምርምሮ ኣለዎ። ንመጸገኒ ወይ ንመስርሒ ኣደራሽ መንግስቲ ኣምላኽ ተባሂሉ እተፈለየ ናይ ባንክ ሕሳብ እንተሎ እዚ ሕሳብ እዚውን ኪምርመር ኣለዎ። እቲ ሕሳብ ምስ ተመርመረ: ኣብ ቀጻሊ ግዜ ዚህሉ ናይ ሕሳብ ጸብጻብ ነታ ጉባኤ ምልክታ ኺንገራ ኣለዎ።

◼ ጉባኤታት በቲ ኣብ ዚቕጽል ዚለኣኽ ናይ ጽሑፋት መሕተቲ ቕጥዒ ገይረን ናይ 2004 ግምቢ ዘብዐኛ ኸምኡውን ንቕሑ! ጥሙር ጥራዛት ምሕታት ኪጅምራ ኣለወን። እቲ ጥሙር ጥራዛት ክሳዕ ዚመጽእን ዚለኣኽን: ኣብቲ ናብ ጉባኤ ዚለኣኽ ናይ ጽሑፋት ዝርዝራት “ውዙፍ” ተባሂሉ ኺጸንሕ እዩ። ጥሙር ጥራዛት ብፍሉይ ትእዛዝ ዚሕተት ጽሑፍ እዩ።

◼ ጨንፈር ቤት ጽሕፈት ናይ ኵሎም ኣወሃሃድቲ ተዓዘብትን ጸሓፍትን ኣድራሻን ቍጽሪ ተሌፎንን ኪሕዝ ይደሊ እዩ። ኣብ ዝዀነ ይኹን ግዜ ለውጢ እንተልዩ: እቲ ናይ ጉባኤ ናይ ኣገልግሎት ኮሚተ ነቲ ናይ ኣወሃሃዲ ተዓዛቢ/ጸሓፊ ለውጢ ኣድራሻ ዚሕብር ቅጥዒ (S-29) መሊኡ ናብ ጨንፈር ቤት ጽሕፈት ብቕልጡፍ ኪልእኾ ኣለዎ።

◼ ኣብ መኽዘን ዝመጸ ሓድሽ:- እንግሊዝኛ:- dx03፣ ኦሮምኛ:- T-26፣ ስጳኛ:- ንየሆዋ ቕረቦ፣ ትግርኛ:- ዓርኪ ኣምላኽ

◼ እንደገና ኣብ መኽዘን ዝመጸ:- ዓረብኛ:- ንዘልኣለም አብ ምድሪ ብምንባር ተሐጎሱ፣ ሮድ ቱ ፓራዳይዝ (ትራክት)፣ እንግሊዝኛ:- ትርጕም ሓዳስ ዓለም bi-12፣ T-13፣ T-15፣ T-23፣ T-24፣ ፈረንሳይኛ:- ትርጕም ሓዳስ ዓለም bi-12፣ ትግርኛ:- ብቕዓት።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ