መደብ 30 መጋቢት እትጅምር ሰሙን
30 መጋቢት እትጅምር ሰሙን
መዝሙር 7 (51)
❑ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦
cl ገጽ 160 ሕ.ጽ. 8-ገጽ 163 ሕ.ጽ. 15
❑ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ዘጸኣት 1-6
ቍ. 1፦ ዘጸኣት 1:1-19
ቍ. 2፦ የሱስ ጸሎት ምሂሩና (lr ምዕ. 12)
ቍ. 3፦ td 13ሀ ምስሊ ዀነ ሓወልቲ ንኣምልኾ ምጥቃም፡ ንኣምላኽ ውርደት እዩ
❑ ኣኼባ ኣገልግሎት፦
መዝሙር 25 (204)
5 ደቒቕ፦ ምልክታታት። ንበዓል ዝኽሪ ዚምልከት ናይ መወዳእታ ምልክታ ግበር።
15 ደቒቕ፦ ነቶም ኣብ በዓል ዝኽሪ እተኣከቡ ተገዳስነት ዘለዎም ሰባት ንኽትሕግዞም ተዳሎ። ሓላው ኣገልግሎት፡ ኣስፋሕቲ ኣብቲ በዓል ንእተኻፈሉ ተመሃሮ መጽሓፍ ቅዱስን ዘይንጡፋት ኣስፋሕትን ዚፈልጥዎም ሰባትን ኣባላት ስድራቤቶምን ንምሕጋዝ እንታይ ግደ ኸም ዘለዎም ንምዝኽኻር ዜቕርቦ መደረ። (ናይ መጋቢት 2008 ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ ኣብ ገጽ 4 ርአ።) ምስ ሓደ ኣብቲ በዓል እተኣከበ ተገዳሲ ብኸመይ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኪጅመር ከም ዚከኣል ዜርኢ ሕጽር ዝበለ መርኣያ ኣቕርብ። ብዛዕባ እቲ ሰንበት 5 ሚያዝያ ዚጅምር ናይ በዓል ዝኽሪ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ ኣዘኻኽሮም። እዚ ብኸመይ ኪግበር ከም ዚከኣል ዚሕብር ግብራዊ ርእይቶ ኪወሃብ ይከኣል እዩ።
15 ደቒቕ፦ “ዘ ባይብል—ኤ ቡክ ኦቭ ፋክት ኤንድ ፕሮፌሲ ዘርእስታ ዲቪዲ።” ኣብ ውሽጢ ሓደ ደቒቕ መእተዊ ሓሳባት ሃብ፡ ድሕሪኡ ብሕቶን መልስን ምይይጥ ግበር።
መዝሙር 15 (127)