ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 3/09 ገጽ 6
  • ምልክታታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ምልክታታት
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2009
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2009
km 3/09 ገጽ 6

ምልክታታት

◼ ዚዕደል ጽሑፋት ኣብ መጋቢት፦ መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧፣ ሚያዝያን ግንቦትን፦ መጽሔታት፣ ሰነ፦ መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧

◼ ሓደስቲ ሕታማት ግምቢ ዘብዐኛ ኸምኡውን ንቕሑ! ምስ መጸ ብኡንብኡ ንኣስፋሕቲ ኺዕደሎም ኣለዎ። እዚ ኸኣ ነቶም ኣስፋሕቲ ምስ ትሕዝቶ እቲ ኣብ ኣገልግሎት ዜበርክትዎ መጽሔታት ንኺላለዩ ይሕግዞም።

◼ እንደገና ኣብ መኽዘን ዝመጸ፦ ኣምሓርኛ፦ ዓርኪ ኣምላኽ፣ እንግሊዝኛ፦ ሪል ፍሬንድስ ኣብ ዲቪዲ፣ ኣፕላይ ዮርሰልፍ ቱ ሪዲን ኤንድ ራይቲን፣ ኦሮምኛ፦ መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህር፣ ዓርኪ ኣምላኽ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ