መደብ 6 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን
6 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን
መዝሙር 13 (124)
❑ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦
cl ገጽ 164 ሕ.ጽ. 16-ገጽ 167 ሕ.ጽ. 22 ከምኡውን ሳጹን
❑ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ዘጸኣት 7-10
ቍ. 1፦ ዘጸኣት 9:1-19
ቍ. 2፦ እቶም ደቀ መዛሙርቲ የሱስ ዝዀኑ (lr ምዕ. 13)
ቍ. 3፦ ንገላትያ 6:2 ምስ ገላትያ 6:5 ብኸመይ ከነሰማምዓ ንኽእል፧
❑ ኣኼባ ኣገልግሎት፦
መዝሙር 6 (45)
5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።
10 ደቒቕ፦ ብኸመይ ብቑዕ መርትዖ ኸም እተቕርብ። ኣብ መጽሓፍ ቤት ትምህርቲ ኣገልግሎት፡ ኣብ ገጽ 255-257 ተመርኲስካ ብውዕዉዕ መንፈስ ዚቐርብ መደረን ምስ ሰማዕቲ ዚግበር ምይይጥን።
20 ደቒቕ፦ መንእሰያት—ንህይወትኩም ኣብ ምንታይ መዓላ ኢኹም እተውዕልዋ፧ ሽማግለ በታ ህይወትኩም እትበሃል ትራክት ምስ ሰማዕቲ ይመያየጥ። መንግስቲ ኣምላኽ ኬቐድሙ ንዚደልዩ እተጠምቁ መንእሰያት ኣጸቢቕካ ንኣዶም። ንሓደ ኻብ ንእስነቱ ጀሚሩ ኣብ ናይ ምሉእ ግዜ ኣገልግሎት ዚዓዪ ዘሎ ኣሕጽር ኣቢልካ ቓለ-መጠይቅ ግበረሉ። ‘ከምዚ ዓይነት ውሳነ ንኽትገብር ጽልዋ ዝገበረልካ እንታይ እዩ፧ እንታይ በረኸትከ ረኺብካ’ ኢልካ ሕተቶ።
መዝሙር 22 (130)