ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 1/10 ገጽ 1
  • 11 ጥሪ እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 11 ጥሪ እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2010
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 11 ጥሪ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2010
km 1/10 ገጽ 1

11 ጥሪ እትጅምር ሰሙን

11 ጥሪ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 3

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

cl ገጽ 302 ሕ.ጽ. 8–ገጽ 305 ሕ.ጽ. 14

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ እያሱ 21-24

ቍ. 1፦ እያሱ 24:1-13

ቍ. 2፦ ኣምላኽ ዘይሓልን ዘይድንግጽን ድዩ፧

ቍ. 3፦ td 19ሀ 144,000 ጥራይ እዮም ናብ ሰማይ ዚኸዱ

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 1

5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።

15 ደቒቕ፦ ነቶም መጽሓፍ ቅዱስ እትምህሮም ሰባት ብኸመይ መጽናዕቲ ኸም ዚገብሩ ኣርእዮም። ኣብ መጽሓፍ ቤት ትምህርቲ ኣገልግሎት፡ ኣብ ገጽ 28-31 ኣብ ዚርከብ “ብኸመይ መጽናዕቲ ኸም እትገብር” ዚብል ንኡስ ኣርእስቲ ተመርኲስካ ምስ ሰማዕቲ ዚግበር ምይይጥ። ሓደ ተመክሮ ዘለዎ ኣስፋሒ ኣብታ መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህር እትበሃል መጽሓፍ፡ ኣብ ገጽ 7 ተመርኲሱ ንሓደ ሓድሽ ተመሃራይ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ ከም ዚዳሎ ኺሕብሮ ኸሎ ዜርኢ መርኣያ ብምቕራብ ጀምር።

15 ደቒቕ፦ “ንኽሰብኽ ብቑዕ ድየ፧” ብሕቶን መልስን ዚግበር ምይይጥ። ንቝጽሪ 4 ምስ ተመያየጥኩምላ፡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ተጠቒምካ ንሓደ ኣስፋሒ ቓለ-መጠይቕ ግበረሉ፦ ብውጽኢታዊ መገዲ ምእንቲ ኽትሰብኽ እንታይ ዕንቅፋታት ሰጊርካ፧ ኣብ ኣገልግሎትካ ንጡፍ ንኽትከውንን ፍረ ንኽትረክብን እንታይ ሓጊዙካ፧

መዝሙር 17

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ