ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 1/10 ገጽ 4
  • 1 ለካቲት እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 1 ለካቲት እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2010
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 1 ለካቲት እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2010
km 1/10 ገጽ 4

1 ለካቲት እትጅምር ሰሙን

1 ለካቲት እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 26

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

cl ገጽ 311 ሕ.ጽ. 4–ገጽ 313 ሕ.ጽ. 12

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ መሳፍንቲ 8-10

ቍ. 1፦ መሳፍንቲ 8:1-12

ቍ. 2፦ td 20ሐ ኣምላኽ ዜዕርፈላ ሰንበት (7ይቲ መዓልቲ እታ ናይ ፍጥረት “ሰሙን”)

ቍ. 3፦ ብዛዕባ ሞት እቲ ሓቂ ምፍላጥና እንታይ ጥቕሚ ኣለዎ፧

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 54

5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።

10 ደቒቕ፦ ነታ ጉባኤ ዜድሊ።

10 ደቒቕ፦ መጽናዕትታት መጽሓፍ ቅዱስ ምጅማር። መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ንምጅማር እተመደበት ፍልይቲ መዓልቲ መዓስ ምዃና ሓብር። ዜተባብዕ ተመክሮታት ኣዘንቱ፣ ከም ኣማራጺ እውን ንሓላው ኣገልግሎት ወይ ከኣ ንሓደ ተመክሮ ዘለዎ ኣስፋሒ ኣብቲ ኽሊ ውጽኢታዊ ዝዀነ ኣቀራርባ ኣየናይ ምዃኑ ብምሕታት ቃለ-መጠይቕ ክትገብር ትኽእል ኢኻ። እቲ ዝጠቐስዎ ኣቀራርባ ብመርኣያ ኪቐርብ ይኽእል እዩ።

10 ደቒቕ፦ ኣብ ኣገልግሎትካ ዚርአ ነገራት ተጠቐም። ኣብ መጽሓፍ ቤት ትምህርቲ ኣገልግሎት፡ ኣብ ገጽ 247 ሕጡብ ጽሑፍ 1 ክሳዕ ገጽ 248 ሕጡብ ጽሑፍ 1 ተመርኲስካ ዚቐርብ መደረ።

መዝሙር 44

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ