ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 2/10 ገጽ 1
  • 8 ለካቲት እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 8 ለካቲት እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2010
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 8 ለካቲት እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2010
km 2/10 ገጽ 1

8 ለካቲት እትጅምር ሰሙን

8 ለካቲት እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 23

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

cl ገጽ 314 ሕ.ጽ. 13–ገጽ 316 ሕ.ጽ. 17

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ መሳፍንቲ 11-14

ቍ. 1: መሳፍንቲ 13:1-14

ቍ. 2: ካብቲ ኣብ ሉቃስ 16:9-13 ተመዝጊቡ ዘሎ የሱስ እተዛረቦ ቓላት እንታይ ክንመሃር ንኽእል፧

ቍ. 3: td 21ሀ ሲኦል—ሰባት ብሓዊ ዚሳቐይሉ ቦታ ኣይኰነን

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 40

5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።

10 ደቒቕ፦ ብዛዕባ በዓላት ንዚለዓል ሕቶታት መልሲ ምሃብ። ኣብ መጽሓፍ ሪዝኒን፡ ኣብ መጀመርታ ገጽ 178ን 179ን ኣብ ዚርከባ ኽልተ ኣርእስትታት ተመርኲስካ ምስ ሰማዕቲ ዚግበር ምይይጥ። ኣብ ክልኹም ዚርከቡ ሰባት እንታይ በዓላት እዮም ዜብዕሉ፧ ብዛዕባ ሓደ ኻብዚ በዓላት እዚ ምስክርነት ንምሃብ ዚምሽእ መዓስን ኣበይን እዩ፧ ሓደ ወላዲ፡ ውሉዱ ስለምንታይ በዓል ፋሲካ (በዓል ትንሳኤ) ኸም ዘየኽብር ንዚቐርበሉ ሕቶ ንኺምልስ ብኸመይ ከም ዜዳልዎ ዜርኢ መርኣያ ኣቕርብ።

20 ደቒቕ፦ “ወረቐት ዕድመ በዓል ዝኽሪ፡ ኣብ መላእ ምድሪ ኺዝርጋሕ እዩ!” ብሕቶን መልስን ዚግበር ምይይጥ። እቲ ወረቐት ዕድመ እንተ በጺሑኩም፡ ሕጡብ ጽሑፍ 2 ቕድሚ ምምይያጥኩም፡ ኣሕዋት ናይ ብሕቲ ቕዳሕ ከም ዚረኽቡ ግበር፡ ነቲ ሒዛቶ ዘላ ትሕዝቶ ድማ ግለጽ። ሕጡብ ጽሑፍ 2 ምስ ተመያየጥኩምላ፡ ሓደ ኣስፋሒ ነታ ወረቐት ዕድመ ብኸመይ ከም ዚጥቀመላ መርኣያ ኸም ዜቕርብ ግበር። ኣብ ወቕቲ በዓል ዝኽሪ ብዛዕባ ዚህሉ ፍሉይ መሰናድዎ ኣገልግሎት ወፍሪ ተወሳኺ ሓበሬታ ንኺገልጽ፡ ንሓላው ኣገልግሎት ወይ ከኣ ንኻልእ ሽማግለ ቓለ-መጠይቕ ግበረሉ።

መዝሙር 18

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ