ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 2/10 ገጽ 2
  • 15 ለካቲት እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 15 ለካቲት እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2010
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 15 ለካቲት እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2010
km 2/10 ገጽ 2

15 ለካቲት እትጅምር ሰሙን

15 ለካቲት እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 54

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

cl ገጽ 317 ሕ.ጽ. 18–ገጽ 319 ሕ.ጽ. 23 ከምኡውን ሳጹን

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ መሳፍንቲ 15-18

ቍ. 1: መሳፍንቲ 16:1-12

ቍ. 2: td 21ለ ሓዊ ንጥፍኣት እዩ ዜመልክት

ቍ. 3: የሱስ ንድያብሎስ፡ “ንሓሶትውን ኣቦኣ” ኢሉ ዝጸውዖ ስለምንታይ እዩ፧ (ዮሃ. 8:44)

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 13

5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።

15 ደቒቕ፦ ግምቢ ዘብዐኛ ኸምኡውን ንቕሑ! ኽትዕድል ተዳሎ። ትሕዝቶ እተን መጽሔታት ኣሕጽር ኣቢልካ ግለጽ፣ ነቶም ኣብቲ ኽሊ ዘለዉ ሰባት ኪምስጣኦም ዚኽእላ ዓንቀጻት ኣየኖት ምዃነን ሓብር። ሓደ ኣስፋሒ ግዜ መዲቡ ነተን መጽሔታት ብኸመይ ከም ዜበርክተን ኪዳሎ ኸሎ ዜርኢ መርኣያ ኣቕርብ። ነቲ ኽሊ እትበቅዕ ሓንቲ ዓንቀጽ ድሕሪ ምምራጹ፡ እንታይ ዓይነት ሕቶን ኣየናይ ጥቕስን ከም ዚጥቀም ይሓስብ። ድሕሪኡ፡ ንነፍሲ ወከፍ መጽሔት ሓሓንቲ ኣቀራርባ ልምምድ ብምግባር ይዳሎ።

15 ደቒቕ፦ “ንዓ ስዓበኒ።” ብሕቶን መልስን ዚግበር ምይይጥ።

መዝሙር 21

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ