ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 2/10 ገጽ 4
  • ምልክታታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ምልክታታት
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2010
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2010
km 2/10 ገጽ 4

ምልክታታት

◼ ዚዕደል ጽሑፋት ኣብ ለካቲት፦ መፍትሕ ሓጐስ ስድራቤት፣ መጋቢት፦ መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧፣ ሚያዝያን ግንቦትን፦ መጽሔታት።

◼ እታ ኣብ ግንቦት 2007 መንግስቲ ኣገልግሎትና ዝወጸት ሳጹን ሕቶ፡ ኣብ ምልክታታት ሰላምታ ንምስዳድ ኪሕተት ከም ዘይብሉ ትሕብር እያ። እዚ ኸኣ ብሕታውን ካብ ጉባኤታት ዚለኣኽን ሰላምታታት ዜጠቓልል እዩ።

◼ ኣብ መኽዘን ዝመጸ ሓድሽ፦ ትግርኛ፡ ኣምሓርኛ፡ ኦሮምኛ፦ ንየሆዋ ዘምሩሉ—ግጥሚ ጥራይ (Sny55)፣ እንግሊዝኛ፦ ንየሆዋ ዘምሩሉ (sn)፣ ንየሆዋ ዘምሩሉ ብፍሩይ ፊደላት እውን (snylp)፣ ንየሆዋ ዘምሩሉ (ፕያኖ) ብሲዲ (cdsn)፣ ፈረንሳይኛ፦ ዓውደ-ኣዋርሕ 2010።

◼ እንደገና ኣብ መኽዘን ዝመጸ፦ ዓረብኛ፦ ጋይዳንስ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ