ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 4/10 ገጽ 8
  • ጕሉሕ ነጥብታት ኣገልግሎት ወፍሪ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ጕሉሕ ነጥብታት ኣገልግሎት ወፍሪ
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2010
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2010
km 4/10 ገጽ 8

ጕሉሕ ነጥብታት ኣገልግሎት ወፍሪ

ኣብቲ ናይ መጀመርታ ኣርባዕተ ወርሒ እዚ ዓመት ኣገልግሎት እዚ፡ ወሰኽ ኣስፋሕቲ ልዕሊ ሓደ ሚእታዊት በጺሑ ኣሎ። ክልተ ሚእቲ ዝዀኑ ልኡኻት ናብቲ ኣብ ኬንያ እትገብረ ኣህጉራዊ ኣኼባ ኸይዶም እኳ እንተ ነበሩ፡ ኣብ ኣገልግሎት ዘሕለፍናዮ ድምር ሰዓታት፡ ካብቲ ቕድሚኡ ዝነበረ ኣርባዕተ ወርሒ ዝዛይድ እዩ ነይሩ። ይኹን እምበር፡ ተመላሊስካ ምብጻሕ ንምግባርን መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ንምጅማርን ዝያዳ ኣቓልቦ ኽንገብረሉ ኸም ዘሎና ፍሉጥ እዩ።

ታሕሳስ ቀቅድሚ ምውዳኡ፡ ኣሕዋትን ኣሓትን ኣብቲ ንሳልሳይ ግዜ ኣብ ክልና ዚግበር ዘሎ ፍሉይ ወፈራ ኣገልግሎት ንኺካፈሉ ኻብ ወጻኢ ሃገራት ኪመጹ ጀመሩ፣ ኣብ ሃገርና ዘለዉ ብዙሓት ኣስፋሕትን ፈለምትን እውን ኣመልኪቶም እዮም። ነቲ ኣብዘን ቐጺለን ዘለዋ ኣዋርሕ ዚህሉ ንጥፈታት ብሃንቀውታ ኢና እንጽበዮ፡ ሓያሎ ሓደስቲ ሰባት ነዚ ኣጋጣሚ እዚ ኣገልግሎት ወፍሪ ንምጅማር ኺጥቀሙሉ ድማ ተስፋ ንገብር።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ