ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 9/10 ገጽ 2
  • 20 መስከረም እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 20 መስከረም እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2010
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 20 መስከረም እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2010
km 9/10 ገጽ 2

20 መስከረም እትጅምር ሰሙን

20 መስከረም እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 37

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

lv ምዕ. 10 ሕ.ጽ. 9-15፡ ኣብ ገጽ 114 ዘላ ሳጹን

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ 2 ነገስት 19-22

ቍ. 1፦ 2 ነገስት 20:1-11

ቍ. 2፦ ዓቃላት ክንከውን ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧ (ማቴ. 5:5)

ቍ. 3፦ td 34ሐ መወዳእታ ግዜ ምንዋሑ ናይ ምሕረት ምድላው እዩ

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 15

5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።

10 ደቒቕ፦ ዝሓለፈ ዓመት እንታይ ዓሚምና፧ ብሓላው ኣገልግሎት ዚቐርብ መደረ። ኣብቲ ኣብ ኣገልግሎት እተዓምመ ዜተባብዕ ነገራት ብምትኳር፡ እታ ጉባኤ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኣገልግሎት ዝነበራ ንጥፈታት ኣቕርብ፣ ስለቲ ዝገበርዎ ሰናይ ዕዮ ድማ ንኣዶም። ሓለፍ ዝበለ ተመክሮታት ንዘለዎም ሓደ ወይ ክልተ ኣስፋሕቲ ቓለ-መጠይቕ ግበረሎም። ኣብ ዚመጽእ ዓመት ኪትኰረሉ ዘለዎ ሓደ ወይ ክልተ መዳያትን ኬመሓይሹሉ ዚኽእሉ ግብራዊ ሓሳባትን ጥቐስ።

10 ደቒቕ፦ “ነቶም ኣብ ኣኼባ ኣገልግሎት ክፍሊ ዜቕርቡ ዚኸውን መምርሒ።” ብሽማግለ ዚቐርብ መደረ።

10 ደቒቕ፦ ደቅኹም ኣስፋሕቲ ንኪዀኑ ሓግዝዎም። ኣብታ እተወደበ እትበሃል መጽሓፍ፡ ኣብ ገጽ 82 ኣብ ዘሎ ሓሳብ ተመርኲስካ ዚግበር ምይይጥ። ንሓደ ዘይተጠምቀ ኣስፋሒ ዝዀነ ውሉድ ዘለዎ ኣብነታዊ ወላዲ ቓለ-መጠይቕ ግበረሉ። እቲ ወላዲ ንውሉዱ ዕቤት ገይሩ ኣስፋሒ ንምዃን ብቕዓት ንኺህልዎ ብኸመይ ሓጊዝዎ፧

መዝሙር 41

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ