8 ሕዳር እትጅምር ሰሙን
8 ሕዳር እትጅምር ሰሙን
□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦
□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ 1 ዜና መዋእል 21-25
ቍ. 1: 1 ዜና መዋእል 22:11-19
ቍ. 2: ንሓቂ ዘሎና ፍቕሪ ኸነዕቢ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧
ቍ. 3: td 36ሀ የሱስ ወዲ ኣምላኽ እዩ፡ ንጉስ ኪኸውን ተሸይሙ እዩ
□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦
5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።
15 ደቒቕ፦ ተበግሶ ወሲድካ ኣገልግል። (ግብ. 16:13) ኣብ መጽሓፍ ዓመት 2010፡ ገጽ 43፡ ሕ.ጽ. 1-2፣ ገጽ 59፡ ሕ.ጽ 2፣ ከምኡውን ካብ ገጽ 62፡ ሕ.ጽ. 2 ክሳዕ ገጽ 63፡ ሕ.ጽ. 1 ተመርኲስካ ዚግበር ምይይጥ። ብዛዕባ ነፍሲ ወከፍ ተመክሮ ምይይጥ ምስ ገበርካ፡ ንሰማዕቲ ኻብቲ ተመክሮ ዝረኸብዎ ትምህርቲ ሓሳብ ኪህቡ ዓድሞም።
15 ደቒቕ፦ “ምድሪ ንዓጺድ ጻዕድያ ኣላ።” ሕቶታትን መልስታትን።