ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 1/11 ገጽ 3
  • መደብ 24 ጥሪ እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 24 ጥሪ እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2011
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 24 ጥሪ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2011
km 1/11 ገጽ 3

መደብ 24 ጥሪ እትጅምር ሰሙን

24 ጥሪ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 53⁠ን ጸሎትን

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

lv ምዕ. 16 ሕ.ጽ. 1-8 (25 ደቒቕ)

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ እዝራ 6-10 (10 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ እዝራ 7:1-17 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ የሱስ፡ ንጉስ ኰይኑ ንኺገዝእ ዘለዎ ብቕዓት ዘርኣየሉ መገዲ (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ ድያብሎስ መንፈሳዊ ኣካል ዘለዎ ፍጡር እዩ—td 40ሀ (5 ደቒቕ)

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 30

5 ደቒቕ፦ ምልክታታት። ኣብ ወርሒ ለካቲት ዚዕደል ጽሑፋት ጥቐስ፡ ሓንቲ መርኣያ ድማ ኣቕርብ። ኵሎም ኣስፋሕቲ ኣብ ዚቕጽል ሰሙን ኣብ ዚግበር ኣኼባ ኣገልግሎት ናይ 1 ጥሪ 2011 ሕታም ግምቢ ዘብዐኛ ሒዞም ኪመጹ ኣተባብዓዮም።

20 ደቒቕ፦ “ንስድራ ቤታት ዚኸውን ሓገዝ”—1ይ ክፋል። (ሕጡብ ጽሑፍ 1-6 ኸምኡውን ኣብ ገጽ 6 ዘላ ሳጹን።) ሕቶታትን መልስታትን። ሰማዕቲ ኣብታ እትቕጽል ኣምልኾ ስድራ ቤት ዚገብሩላ ምሸት፡ ንገለ ኻብቲ ኣብ ገጽ 6 ኣብ ዘላ ሳጹን ተጠቒሱ ዘሎ ርእይቶታት ኪፍትንዎ ኣተባብዓዮም። ካብዛ ዓንቐጽ እዚኣ ንዝተረፈ ሕጡብ ጽሑፋት ኣብ ዚቕጽል ሰሙን ክትመያየጡሉ ኸለኹም፡ ስድራ ቤቶም ካብዚ ብኸመይ ከም እተጠቕመት ሓሳባት ንኺህቡ ኣጋጣሚ ኺረኽቡ እዮም።

10 ደቒቕ፦ ኣብ ለካቲት፡ መጽሔታት ንኽትዕድል ተዳሎ። ምይይጥ። ትሕዝቶ እተን መጽሔታት ኣብ ውሽጢ ሓደ ወይ ክልተ ደቓይቕ ግለጽ። ድሕሪኡ፡ ክልተ ወይ ሰለስተ ዓንቀጻት መሪጽካ፡ ነተን ዓንቀጻት ንምፍላጥ እንታይ ሕቶታትን ጥቕስታትን ኪጥቀሙ ኸም ዚኽእሉ ንሰማዕቲ ሕተቶም። ነፍሲ ወከፍ ሕታም ብኸመይ ኪብርከት ከም ዚኽእል ዜርኢ መርኣያ ኣቕርብ።

መዝሙር 32⁠ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ