ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 1/11 ገጽ 8
  • ምልክታታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ምልክታታት
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2011
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2011
km 1/11 ገጽ 8

ምልክታታት

◼ ዚዕደል ጽሑፋት ኣብ ጥሪ፦ መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧፣ ለካቲት፦ መፍትሕ ሓጐስ ስድራቤት፣ መጋቢት፦ መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧፣ ሚያዝያ፦ መጽሔታት።

◼ ካብ ለካቲት ጀሚሩ፡ ብሓለውቲ ወረዳ ዚወሃብ ሓድሽ ህዝባዊ መደረ፡ “ሓቂ ንህይወትካ ብኸመይ ትጸልዎ፧” ዚብል ኪኸውን እዩ።

◼ ኣብ መኽዘን ዝመጸ ሓድሽ፦ ቅዱሳት ጽሑፋት መዓልቲ መዓልቲ ምምርማር 2011 ብስዋሂሊ፡ ብትግርኛ፡ ብኣምሓርኛ፡ ብእንግሊዝኛ፡ ብኦሮምኛ፡ ብኪንያሩዋንዳ፡ ብፈረንሳይኛ። ትግርኛ፦ ብኤርምያስ ኣቢሉ እተዋህበና ቓል ኣምላኽ፣ ቻይንኛ፦ ዘ ፓዝወይ ቱ ፒስ ኤንድ ሃፒነስ (ንሰዓብቲ ቡድህና)፣ ኣምሓርኛ፦ ዎዝ ላይፍ ክሪኤትድ፧፣ ዘ ኦርጅን ኦቭ ላይፍ—ፋይቭ ኰስችንስ ዎርዝ ኣስኪንግ፣ እንግሊዝኛ፦ ዎዝ ላይፍ ክሪኤትድ፧፣ ዘ ኦርጅን ኦቭ ላይፍ—ፋይቭ ኰስችንስ ዎርዝ ኣስኪንግ፣ ብኤርምያስ ኣቢሉ እተዋህበና ቓል ኣምላኽ፣ ዘ ፓዝወይ ቱ ፒስ ኤንድ ሃፒነስ (ንሰዓብቲ ቡድህና)፣ ዓውደ-ኣዋርሕ 2011፣ ኣብ ሲዲ፦ ሲንግ ቱ ጂሆቫ—ቮካል ዲስክ 2፣ መስክር፣ ኣብ ዲቪዲ፦ ጂሆቫስ ዊትነስስ—ፈይዝ ኢን ኣክሽን ፓርት 1፦ ኣውት ኦቭ ዳርክነስ (ኣብቲ ዲስክ ፈረንሳይኛን ካልእ ቋንቋታትን ኣሎ)።

◼ እንደገና ኣብ መኽዘን ዝመጸ፦ ትግርኛ፦ መልእኽቲ መጽሓፍ ቅዱስ፣ ኣምሓርኛ፦ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ዛንታታት (ንእሽቶ)፣ ትንቢት ዳንኤል፣ ጎድስ ዎርድ፣ እተፍቅሮ ሰብ ምስ ዝመውት፣ ትራክትታት ቍ. 13፡ 14፡ 20፡ 21፣ እንግሊዝኛ፦ ትርጕም ሓዳስ ዓለም (ንእሽቶ)፣ ክሪኤተር፣ ማንካይንድስ ሰርች፣ ዕላማ ህይወት፣ ንየሆዋ ዘምሩሉ፣ ንየሆዋ ዘምሩሉ (ፍሩይ)፣ ዓረብኛ፦ ትርጕም ሓዳስ ዓለም፣ ፈረንሳይኛ፦ ትርጕም ሓዳስ ዓለም።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ