ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 5/11 ገጽ 2
  • መደብ 16 ግንቦት እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 16 ግንቦት እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2011
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 16 ግንቦት እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2011
km 5/11 ገጽ 2

መደብ 16 ግንቦት እትጅምር ሰሙን

16 ግንቦት እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 44⁠ን ጸሎትን

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

cf ምዕ. 4 ሕ.ጽ. 19-24፡ ገጽ 45 ሳጹን (25 ደቒቕ)

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ መዝሙር 11-18 (10 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ መዝሙር 17:1-15 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ ንየሆዋ ጥራይ ከም እነምልኽ ብኸመይ ከነርኢ ንኽእል፧—ሮሜ 6:16, 17 (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ እዙዛት ደቅሰብ ብርግጽ ናይ ዘለኣለም ህይወት ኪረኽቡ እዮም—td 2ሀ (5 ደቒቕ)

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 13

5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።

10 ደቒቕ፦ ንሕቶታት ብውጽኢታዊ መገዲ ተጠቐመሉ—1ይ ክፋል። ኣብ መጽሓፍ ቤት ትምህርቲ ኣገልግሎት፡ ካብ ገጽ 236 ክሳዕ ገጽ 237፡ ሕጡብ ጽሑፍ 2 ኣብ ዘሎ ሓሳብ ተመርኲስካ ዚግበር ምይይጥ። ሓደ ወይ ክልተ ነጥብታት ኣሕጽር ኣቢልካ ብመርኣያ ኣቕርብ።

10 ደቒቕ፦ እቲ ብስራት ዚስበኸሉ ሜላታት—ተመላሊስካ ምብጻሕ። ኣብ መጽሓፍ እተወደበ፡ ኣብ ገጽ 97፡ ሕጡብ ጽሑፍ 1-3 ኣብ ዘሎ ሓሳብ ተመርኲስካ ዚግበር ምይይጥ። ሓደ ሽማግለ፡ ኣብዚ ወርሒ እዚ ዚዕደል ጽሑፍ ንእተቐበለ ሰብ ተመሊሱ ኺበጽሖ ኸሎ ዜርኢ ሕጽር ዝበለ መርኣያ ኣቕርብ።

10 ደቒቕ፦ “ሰንበት ከተገልግል ምኸኣልካዶ፧” ሕቶታትን መልስታትን።

መዝሙር 48⁠ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ