መደብ 15 ነሓሰ እትጅምር ሰሙን
15 ነሓሰ እትጅምር ሰሙን
መዝሙር 39ን ጸሎትን
□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦
cf ምዕ. 9 ሕ.ጽ. 1-9 (25 ደቒቕ)
□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ መዝሙር 102-105 (10 ደቒቕ)
ቍ. 1፦ መዝሙር 105:1-24 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)
ቍ. 2፦ ነቲ ንየሆዋ ንኸነገልግል ኢልና ሓዲግናዮ ዝመጻእና ነገራት ክንናፍቖ ዘይብልና ስለምንታይ ኢና፧—ሉቃ. 9:62 (5 ደቒቕ)
ቍ. 3፦ ዘመናት ኣህዛብ ብ1914 (ድ.ክ.) እዩ ተወዲኡ—td 5ሀ (5 ደቒቕ)
□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦
5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።
10 ደቒቕ፦ ተገዳስነት ዘለዎም ሰባት ዕቤት ንኺገብሩ ሓግዞም። ኣብ መጽሓፍ ቤት ትምህርቲ ኣገልግሎት፡ ካብ ገጽ 187፡ ሕጡብ ጽሑፍ 6 ኽሳዕ ገጽ 188፡ ሕጡብ ጽሑፍ 3 ኣብ ዘሎ ሓሳብ ተመርኲስካ ዚቐርብ መደረ።
20 ደቒቕ፦ “ናይ የሆዋ መሰኻኽር—ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ ንምክፋል እተወደቡ።” ሕቶታትን መልስታትን። ነቲ ኣብ መጀመርታን መወዳእታን ዚርከብ ሓሳብ፡ ከም መእተውን ከም መዛዘምን ጌርካ ተጠቐመሉ።
መዝሙር 47ን ጸሎትን