ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 3/12 ገጽ 4
  • ምልክታታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ምልክታታት
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2012
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2012
km 3/12 ገጽ 4

ምልክታታት

◼ ዚዕደል ጽሑፋት ኣብ መጋቢት፦ መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧ ኣብ ናይ መጀመርታ ምብጻሕ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ከተጀምር ጽዓር። ሚያዝያን ግንቦትን፦ መጽሔታት ግምቢ ዘብዐኛን ንቕሑ!ን። እቲ ብዓል ቤት ተገዳስነት እንተ ኣርእዩ፡ ነታ ሓቂ ኽትፈልጥ ትደሊዶ፧ ዘርእስታ ትራክት ሃቦ፣ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ከተጀምር ከኣ ጻዕሪ ግበር። ሰነ፦ መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧ ኣብ ናይ መጀመርታ ምብጻሕ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ከተጀምር ጽዓር።

◼ በዓል ዝኽሪ ሓሙስ 5 ሚያዝያ 2012 ኪበዓል እዩ። ጉባኤኹም ሓሙስ ኣኼባ እንተ ኣለዋ፡ እቲ ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ ናጻ ኣብ ዝዀነሉ ኻልእ መዓልቲ ኪቕየር ኣለዎ። ነቲ ኣኼባ ምቕያሩ ዘይከኣል እንተ ዀይኑን ኣኼባ ኣገልግሎት እንተ ተተንኪፉን፡ ንጉባኤኹም ብፍላይ ዚጠቅም ክፍልታት ኣብ ካልእ ኣኼባ ኣገልግሎት ኪውሰድ ይከኣል እዩ።

◼ እተን ያንግ ፒፕል ኣስክ—ሃው ካን ኣይ ሜክ ሪል ፍሬንድስ፧ ከምኡውን ያንግ ፒፕል ኣስክ—ዋት ዊል ኣይ ዱ ዊዝ ማይ ላይፍ፧ ዘርእስተን ቪድዮታት ኣብ ዚመጽእ ኣኼባ ኣገልግሎት ክንመያየጠለን ኢና። ዜድልየኩም እንተ ደኣ ዀይኑ ቕዳሕ እዘን ቪድዮታት እዚኣተን ንምርካብ ብጉባኤ ኣቢልኩም ኣብ ዝቐልጠፈ ግዜ ኽትሓትቱ ትኽእሉ ኢኹም።

◼ ኣብ መኽዘን ዝመጸ ሓድሽ፦ ሶማልኛ፦ ትራክት፦ ሓቂ ኽትፈልጥ ትደሊዶ፧፣ ኦሮምኛ፦ መገዲ ናይ ዘለኣለም ህይወት ረኺብካያዶ፧

◼ እንደገና ኣብ መኽዘን ዝመጸ፦ ቻይንኛ፦ ትራክት ቍ. 15፣ እንግሊዝኛ፦ ኮንኮርዳንስ

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ