ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 3/12 ገጽ 4
  • መደብ 2 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 2 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2012
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 2 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2012
km 3/12 ገጽ 4

መደብ 2 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን

2 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 8⁠ን ጸሎትን

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

bt ምዕ. 2 ¶1-7፡ ኣብ ገጽ 13 ዘላ ሳጹን (25 ደቒቕ)

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ኤርምያስ 17-21 (10 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ ኤርምያስ 21:1-10 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ ኣገዛዝኣ ሰይጣን እንታይ እዩ ኣረጋጊጹ፧ (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ ዘመናዊ ናይ እምነት ምፍዋስ ስምረት ኣምላኽ ከም ዘሎካ ዜረጋግጽ ኣይኰነን—td 17ሐ (5 ደቒቕ)

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 36

10 ደቒቕ፦ ምልክታታት። ነቲ ኣብ ቀረባ እዋን ዝወጸ ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት ተጠቒምካ፡ ኣብ ሚያዝያ፡ ኣብ ቀዳመይቲ ቐዳም፡ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ ከም እተጀምር ዜርኢ መርኣያ ኣቕርብ።

15 ደቒቕ፦ ነታ ጉባኤ ዜድሊ።

10 ደቒቕ፦ ኣብ ሚያዝያ መጽሔታት ንምዕዳል ዚጠቅም ርእይቶታት። ምይይጥ። ንሓደ ወይ ንኽልተ ደቓይቕ ኣብ ክልኹም ሰፊሕ ተቐባልነት ኪህልወን ብዛዕባ ዚኽእል ዓንቀጻት ግለጽ። ድሕሪኡ፡ ሰማዕቲ ነቲ ተኸታታሊ ኣርእስትታት ገበር ግምቢ ዘብዐኛ ተጠቒሞም፡ እንታይ ተገዳስነት ዜለዓዕል ሕቶ ኺሓትቱ ኸም ዝሓሰቡን ነየነይቲ ጥቕሲ ኼንብቡ ኸም ዝወሰኑን ኪገልጹ ዓድሞም። ነቲ ተኸታታሊ ኣርእስትታት ገበር ንቕሑ! እውን ከምኡ ግበር፣ ግዜ እንተ ኣልዩ ድማ ካብ ሓዲኡ መጽሔት፡ ካልእ ዓንቀጽ ወስኽ። ነፍሲ ወከፍ ሕታም ብኸመይ ክትብርከት ከም እትኽእል ዜርኢ መርኣያ ኣቕርብ።

መዝሙር 30⁠ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ