ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 12/12 ገጽ 1
  • መደብ 10 ታሕሳስ እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 10 ታሕሳስ እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2012
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 10 ታሕሳስ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2012
km 12/12 ገጽ 1

መደብ 10 ታሕሳስ እትጅምር ሰሙን

10 ታሕሳስ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 32⁠ን ጸሎትን

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

bt ምዕ. 14 ¶1-5፡ ገጽ 112 ዘላ ሳጹን (30 ደቒቕ)

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ጸፎንያስ 1–ሃጌ 2 (10 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ ሃጌ 1:1-13 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ ኣርማጌዶን—ፍቕሪ ኣምላኽ ኣይገሃስን—td 32ለ (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ ሓሳብ ክርስቶስ ብዝፈለጥና መጠን፡ ብዛዕባ የሆዋ ዝያዳ ንፈልጥ—ማቴ. 11:27 (5 ደቒቕ)

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 16

15 ደቒቕ፦ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት 2013። ብሓላው ቤት ትምህርቲ ዚቐርብ መደረ። ካብ መደብ 2013፡ ነታ ጉባኤ ዜድሊ ነጥብታት ኣጕልሕ። ኣብቲ ኻብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚጐልሕ ነጥብታት ሓሳባት ብምሃብን ካብ መጽሓፍ ቤት ትምህርቲ ኣገልግሎት ሰሙናዊ ዚወሃብ ምኽርታት ኣብ ግብሪ ብምውዓልን፡ ኵላቶም መዝነቶም ኣብ ምፍጻም ትጉሃት ኪዀኑ ኣተባብዓዮም።

15 ደቒቕ፦ “ምስ ኵሉ ሰብ ብሰላም ንበሩ።” ሕቶታትን መልስታትን። ክልተ ኽፋል ዘለዎ ሓጺር መርኣያ ኸም ዚቐርብ ግበር፣ ኣብቲ ቐዳማይ ክፋል፡ ሓደ ኣስፋሒ ንሓደ ዝሓረቐ ብዓል ቤት ብዘይግቡእ መገዲ ይምልሰሉ፣ ኣብቲ ኻልኣይ ክፋል ከኣ፡ ብግቡእ መገዲ ይምልሰሉ።

መዝሙር 39⁠ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ