መደብ 25 መጋቢት እትጅምር ሰሙን
25 መጋቢት እትጅምር ሰሙን
መዝሙር 39ን ጸሎትን
□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦
bt ምዕ. 18 ¶12-18 (30 ደቒቕ)
□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ሉቃስ 4-6 (10 ደቒቕ)
ቍ. 1፦ ሉቃስ 4:22-39 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)
ቍ. 2፦ ህይወት ንምድሓን ኢልካ ሕጊ ኣምላኽ ምጥሓስ ተቐባልነት የብሉን—td 37ለ (5 ደቒቕ)
ቍ. 3፦ የሱስ ካብ ሞት ከም ዝተንስአ ዚሕብር፡ እንታይ መርትዖ ኣሎ፧—1 ቈረ. 15:3-7 (5 ደቒቕ)
□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦
5 ደቒቕ፦ ኣብ ቀዳመይቲ ቐዳም፡ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኣጀምር። ነቲ ኣብ ዳሕረዋይ ገጽ ዚርከብ ንናይ ቀረባ እዋን ግምቢ ዘብዐኛ እተዳለወ ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባ ተጠቒምካ፡ ኣብ ሚያዝያ፡ ኣብ ቀዳመይቲ ቐዳም፡ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ ከም እተጀምር ዜርኢ መርኣያ ኣቕርብ። ኵሎም ኣብዚ ዕዮ እዚ ንኺካፈሉ ኣተባብዓዮም።
25 ደቒቕ፦ “ነታ ብስራት ኣምላኽ ዘርእስታ ብሮሹር ብኸመይ ከም እትጥቀመላ” ሕቶታትን መልስታትን። ንሕጡብ ጽሑፍ 6 ኽትመያየጡላ ኸለኹም፡ ክልተ መርኣያ ኣቕርብ።
መዝሙር 17ን ጸሎትን