ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 10/13 ገጽ 2
  • መደብ 21 ጥቅምቲ እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 21 ጥቅምቲ እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2013
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 21 ጥቅምቲ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2013
km 10/13 ገጽ 2

መደብ 21 ጥቅምቲ እትጅምር ሰሙን

21 ጥቅምቲ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 33⁠ን ጸሎትን

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

bt ምዕ. 28 ¶13-22 (30 ደቒቕ)

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ 1 ተሰሎንቄ 1-5–2 ተሰሎንቄ 1-3 (10 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ 1 ተሰሎንቄ 2:9-20 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ ካብቲ ሰሎሞን ዝፈጸሞ ጽቡቕ ዀነ ሕማቕ ተግባር እንታይ ክንመሃር ንኽእል፧—ሮሜ 15:4 (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ ኣብ መንፈስ ቅዱስ ምሕጣእ—ማቴ. 12:32፣ ማር. 3:28, 29 td 3መ (5 ደቒቕ)

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 43

15 ደቒቕ፦ እንታይ ንመሃር፧ ምይይጥ። ማርቆስ 1:40-42፡ ማርቆስ 7:32-35፡ ከምኡውን ሉቃስ 8:43-48 ይነበባ። እቲ ጸብጻብ ብኸመይ ኣብ ኣገልግሎትና ኺሕግዘና ኸም ዚኽእል ግለጽ።

15 ደቒቕ፦ “ንወብ ሳይትና ተጠቒምካ ንደቅኻ ምሃሮም።” ሕቶታትን መልስታትን። ንሕጡብ ጽሑፍ 3 ኽትመያየጡላ ኸለኹም፡ ነቲ “Parents’ Guide” (“ንወለዲ ዚኸውን መምርሒ”) ኣበይ ኪረኽብዎ ኸም ዚኽእሉ ሓብር፣ ንሓደ ኻብቲ ኣብኡ ዘሎ መምርሒ ድማ ከም ኣብነት ጥቐስ። ንሕጡብ ጽሑፍ 4 ኽትመያየጡላ ኸለኹም፡ ስድራ ቤታት ነቲ ወግዓዊ ወብ ሳይትና ንኣምልኾ ስድራ ቤት ብኸመይ ብውጽኢታዊ መገዲ ኸም እተጠቕማሉ ምእንቲ ኺገልጻ፡ ዓድመን።

መዝሙር 41⁠ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ