ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 12/13 ገጽ 7
  • ‘ብእምነት ንኺጸንዑ’ ሓግዞም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ‘ብእምነት ንኺጸንዑ’ ሓግዞም
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2013
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ሳጹን ሕቶ
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2011
  • ናብ ጥምቀት ዜብጽሕ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ ትመርሕ፧—ካልኣይ ክፋል
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2020
  • ንተምሃሮ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ጥሙቓት ደቀ መዛሙርቲ ኪዀኑ ሓግዞም
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2021
  • ናብ ጥምቀት ዜብጽሕ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ ትመርሕ፧—ቀዳማይ ክፋል
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2020
ዝያዳ ርአ
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2013
km 12/13 ገጽ 7

‘ብእምነት ንኺጸንዑ’ ሓግዞም

በብዓመቱ ኻብ ርብዒ ሚልዮን ዚበዝሑ ሰባት ይጥመቑ ኣለዉ። እዚ ኸኣ የሆዋ ነቲ ዕዮ ምእካብ ክሳዕ ክንደይ ይባርኾ ኸም ዘሎ ስለ ዚሕብር፡ ነዚ ምርኣይና ኣዝዩ የሐጕሰና እዩ። (ዘዳ. 28:2) ሓደ ኣስፋሒ ንሓደ ተመሃራይ ንኺጥመቕ ምስ ሓገዞ፡ ካብኡ ንደሓር ነቲ መጽናዕቲ ኣቋሪጹ ንኻልኦት ናብ ምሕጋዝ እዩ ዚዛዙ። እቲ ተመሃራይ እውን እንተ ዀነ ንኣገልግሎት ዚኸውን ዝያዳ ግዜ ምእንቲ ኺውፊ፡ ነቲ መጽናዕቲ ኼቋርጾ እዩ ዚደሊ። ይኹን እምበር፡ እቶም ተመሃሮ ኣብ ሓቂ ጽቡቕ መሰረት ኪህልዎም ኣገዳሲ እዩ። ኣብ ክርስቶስ ‘ሱር ኪሰድዱን ብእምነት ኪጸንዑን’ ኬድልዮም እዩ። (ቈሎ. 2:6, 7፣ 2 ጢሞ. 3:12) ስለዚ፡ ሓደ ተመሃራይ ምስ ተጠምቀ፡ ነተን መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህር ከምኡውን “ፍቕሪ ኣምላኽ” ዚብሃላ መጻሕፍቲ ኽሳዕ ዚውድአን፡ ነቲ መጽናዕቲ ኼቋርጾ የብሉን።—ናይ ሚያዝያ 2011 ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ ኣብ ገጽ 2 ርአ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ