ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 6/14 ገጽ 8
  • ምልክታታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ምልክታታት
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
km 6/14 ገጽ 8

ምልክታታት

◼ ሰነ፦ ትራክትታት። ሓምለ፦ ብስራት ኣምላኽ ወይ ንኣምላኽ ስምዓዮ ወይ ከኣ ንኣምላኽ ስምዓዮ እሞ ንዘለኣለም ክትነብር ኢኻ። (እታ ንኣምላኽ ስምዓዮ እትብሃል ብሮሹር፡ ንቘልዑ ሓዊስካ፡ ብዙሕ ትምህርቲ ንዘይብሎም ወይ ከኣ ፈጺሞም ንዘይተማህሩ ኽትጥቀሙላ ትኽእሉ ኢኹም።) ነሓሰ፦ ትራክትታት ወይ ሓደ ኻብዚ ዚስዕብ ብሮሹራት፦ ኣምላኽ ብዛዕባና ብሓቂ ይግደስዶ ኢዩ፧፡ እተፍቅሮ ሰብ ምስ ዝመውት፡ ወይ ዓርኪ ኣምላኽ ክትከውን ትኽእል ኢኻ!። ኣብ መኽዘንኩም ዚርከብ ንኣገልግሎት ዚኸውን፡ ቅድሚ 2011 እተሓትመ ኻልእ ብሮሹራት እውን ኪብርከት ይከኣል እዩ። መስከረም፦ መጽሔታት ግምቢ ዘብዐኛን ንቕሑ!ን።

◼ ካብ ኣጋ መወዳእታ ኣገልግሎት ዓመት 2014 ጀሚሩ፡ ቤት ትምህርቲ ኣገልግሎት ፈለምቲ ኣብ ሽዱሽተ መዓልቲ፡ ማለት ካብ ሰኑይ ክሳዕ ቀዳም እዩ ኺውሃብ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ