ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 10/14 ገጽ 2
  • መደብ 20 ጥቅምቲ እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 20 ጥቅምቲ እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 20 ጥቅምቲ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
km 10/14 ገጽ 2

መደብ 20 ጥቅምቲ እትጅምር ሰሙን

20 ጥቅምቲ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 5⁠ን ጸሎትን

መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

jr ምዕ. 13 ¶8-13 (30 ደቒቕ)

ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ዘዳግም 7-10 (10 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ ዘዳግም 9:15-29 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ ሓዊ ንጥፍኣት የመልክት—td 21ለ (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ ኣዶንያ—ንውሳነታት የሆዋ ኣብ ሕቶ ኸነእትዎ የብልናን—w05 1/7 ገጽ 28 ¶5፣ ገጽ 29 ¶1፣ w12 15/2 ገጽ 25 ¶1 (5 ደቒቕ)

ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 43

15 ደቒቕ፦ “ብዛዕባ 1914 ንዘሎና እምነት ምግላጽ።” ምይይጥ። ሰማዕቲ ንነፍሲ ወከፍ ሕቶ ሓሳብ ኪህቡላ ዓድሞም።

15 ደቒቕ፦ ብዛዕባ 1914 ንዘሎና እምነት ንምግላጽ እትሕግዘና ንዋት። ሓደ ኣስፋሒ ነታ ኣብ ናይ 1 ሕዳር 2014 ግምቢ ዘብዐኛ ገጽ 11 ዘላ ሰሌዳ ተጠቒሙ፡ ንተመሃራዩ እቲ ኣብ ዳንኤል ምዕራፍ 4 ተመዝጊቡ ዚርከብ ትንቢት ምስ መንግስቲ ኣምላኽ ብኸመይ ከም ዚተሓሓዝ ሓፈሻዊ ፍልጠት ኬካፍሎ ኸሎ ዜርኢ መርኣያ ብምቕራብ ጀምር። እቲ መርኣያ ውጽኢታዊ ዝነበረ ስለምንታይ ምዃኑ ሓሳብ ኪህቡ ንሰማዕቲ ዓድሞም። ንራእይ 12:10, 12 ብምንባብን መንግስቲ ኣምላኽ ብ1914 ክትገዝእ ከም ዝጀመረት ምፍላጥና ነቲ ብስራት ብህጹጽ ንኽንሰብኽ ብኸመይ ከም ዚድርኸና ንሰማዕቲ ሓሳብ ኪህቡ ብምዕዳምን ዛዝም።

መዝሙር 49⁠ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ