ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 6/15 ገጽ 4
  • ምልክታታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ምልክታታት
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
km 6/15 ገጽ 4

ምልክታታት

◼ ሰነ፦ መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧ ወይ እዘን ዚስዕባ ትራክትታት፦ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ እዩ፧ (T-30)፡ንመጻኢ ብኸመይ ኢኻ እትርእዮ፧ (T-31)፡ መፍትሕ ሓጐስ ስድራ ቤት እንታይ እዩ፧ (T-32)፡ ንዓለም ዚቈጻጸራ ዘሎ መን እዩ፧ (T-33)፡ መከራ የኽትም ደዀን ይኸውን፧ (T-34)፡ ምዉታት ኪትንስኡ ድዮም፧ (T-35)፡ መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ እያ፧ (T-36)፡ ንኣገዳሲ ሕቶታት ህይወት ኣበይ መልሲ ኽንረኽበሉ ንኽእል፧ (T-37)፡ ሓቂ ኽትፈልጥ ትደሊዶ፧ (kt)። ሓምለን ነሓሰን፦ ብስራት ኣምላኽ። መስከረም፦ መጽሔታት ግምቢ ዘብዐኛን ንቕሑ!ን።

◼ ኣብ መወዳእታ ወርሒ ጸብጻብ ኣብ እንምዝግበሉ እዋን፡ ንዅሉ እቲ እተዓደለ ወይ ድማ ኣብ ቤቶም ንዘይተረኽቡ ሰባት ዝሓደግናሎም ትራክትታትን መዐደሚ ወረቐትን፡ ኣብቲ “ብሮሹራትን ትራክትታትን” ዚብል ዓምዲ ኽንመልኦ ይግባእ። ሓደ ሰብ ተገዳስነት እንተ ኣርእዩ እሞ፡ ዋላ እውን ትራክት ትኹን፡ ጽሑፍ እንተ ወሲዱ፡ ተገዳስነቱ ንምልዕዓል ተመሊስና ንኽንበጽሖ ጻዕሪ ኽንገብር ኣሎና።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ