ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 6/15 ገጽ 4
  • መደብ 6 ሓምለ እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 6 ሓምለ እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 6 ሓምለ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
km 6/15 ገጽ 4

መደብ 6 ሓምለ እትጅምር ሰሙን

6 ሓምለ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 19ን ጸሎትን

መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

ol ትምህርቲ 4፡ ሕጡብ ጽሑፋት 1-9 (30 ደቒቕ)

ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ 1 ነገስት 7-8 (8 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ 1 ነገስት 8:27-34 (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ ቆርኔሌዎስ—ፍረ ነገር፦ የሆዋ ኣምላኽ ኣየዳሉን እዩ—w11 15/4 22፣ bt 69-72 (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ ኵሎም ሰባት ንሓደ ኣምላኽ ኣይኰኑን ዜምልኹ—td 35መ (5 ደቒቕ)

ኣኼባ ኣገልግሎት፦

ወርሓዊ ፍረ ነገር፦ “እተን ጥንታውያን መዓልትታት ዘክር።”—ዘዳ. 32:7።

መዝሙር 11

10 ደቒቕ፦ ኣብ ሓምለ መጽሔታት ዓድል። ምይይጥ። ነዚ ኣብዚ ገጽ እዚ ዘሎ ኽልተ ኣቀራርባ ተጠቒምካ፡ መርኣያ ብምቕራብ ጀምር። ድሕሪኡ፡ ነቲ ኣቀራርባታት፡ ካብ መጀመርታ ኽሳዕ መወዳእታ ተንትኖ።

10 ደቒቕ፦ ነታ ጉባኤ ዜድሊ።

10 ደቒቕ፦ እንታይ ዓሚምና፧ ምይይጥ። ኣስፋሕቲ፡ ነቲ ኣብታ፡ “ኣብ ኣገልግሎት ክእለትካ ኣመሓይሽ—ብብሮሹር ብስራት ኣምላኽ ኣብ ኣፍ ደገ ዄንካ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኣጀምር” ዘርእስታ ዓንቀጽ ዚርከብ ነጥብታት ኣብ ግብሪ ብምውዓሎም ብዛዕባ ዝረኸብዎ ጥቕሚ ንኺገልጹ ዓድሞም፣ ምስኡ እተተሓሓዘ ጽቡቕ ተመክሮ እንተ ኣልይዎም ኬዘንትዉ ድማ ሕተቶም።

መዝሙር 51ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ