ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb16 ለካቲት ገጽ 2
  • ነህምያ ንናይ ሓቂ ኣምልኾ ፍቕሪ ነበሮ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ነህምያ ንናይ ሓቂ ኣምልኾ ፍቕሪ ነበሮ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ካብ መጽሓፍ ነህምያ ዚጐልሕ ነጥብታት
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2006
  • “ነቲ እከይ ደኣ ብሰናይ ጌርካ ስዐሮ”
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2007
  • ነህምያ ብሉጽ ሓላዊ ነበረ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
  • “ዎ ኣምላኸይ፡ ንጽቡቕ ሕሰበለይ”
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2011
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
mwb16 ለካቲት ገጽ 2

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ነህምያ 1-4

ነህምያ ንናይ ሓቂ ኣምልኾ ፍቕሪ ነበሮ

ብወረቐት ኣብ እተሓትመ

455 ቅ.ክ.

  1. ኒሳን (መጋ./​ሚያ.)

    2:4-6 ነህምያ ኣብዚ እዋን እዚ ኣቢሉ ኣብ የሩሳሌም በጽሐ፡ ንመካበብያ እታ ኸተማ ድማ ብጥንቃቐ መርመሮ

  2. ኢያር

  3. ሲዋን

  4. ተሙዝ (ሰነ/​ሓም.)

    2:11-15 ነህምያ ነታ ኣብ ግዜኡ ማእከል ናይ ሓቂ ኣምልኾ ዝነበረት የሩሳሌም ዳግም ኪሃንጻ ፍቓድ ሓተተ

  5. ኣብ (ሓም./​ነሓ.)

    3:1፣ 4:7-9 ተቓውሞ እናሃለወ ኽነሱ፡ ህንጸት ተጀመረ

  6. ኤሉል (ነሓ./​መስ.)

    6:15 ድሕሪ 52 መዓልቲ እቲ መካበቢያ ተዛዘመ

  7. ቲሽሪ

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ