ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb16 መጋቢት ገጽ 4
  • 14-20 መጋቢት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 14-20 መጋቢት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
mwb16 መጋቢት ገጽ 4

14-20 መጋቢት

እዮብ 1-5

  • መዝሙር 11ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “እዮብ ፈተና ምስ ኣጋጠሞ፡ ንጽህናኡ ሓለወ”፦ (10 ደቒቕ)

    • [ቪድዮ መእተዊ እዮብ ወልዕ።]

    • እዮብ 1:8-11—ሰይጣን ነቲ እዮብ ንጽህናኡ ኺሕሉ ዘኽኣሎ ድራኸ ኣብ ሕቶ ኣእተዎ (w11 15/5 17 ¶6-8፣ w09 15/4 3 ¶3-4)

    • እዮብ 2:2-5—ሰይጣን ንንጽህና ዅሎም ሰባት ኣብ ሕቶ ኣእተዎ (w09 15/4 4 ¶6)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • እዮብ 1:6፣ 2:1—ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኪቘሙ ዚፍቀደሎም ዝነበሩ መን እዮም፧ (w06 15/3 13 ¶6)

    • እዮብ 4:7, 18, 19—ኤሊፋዝ ንእዮብ እንታይ ግጉይ ሓሳብ እዩ ኣቕሪቡሉ፧ (w14 15/3 13 ¶3፣ w05 15/9 26 ¶4-5፣ w95 15/2 27 ¶5-6)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ይምህረኒ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብክዎ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ኽጥቀመሉ ዝኽእል እንታይ ነጥብታት ረኺበ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ እዮብ 4:1-21 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ ገበር wp16.2—ንተመላሊስካ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር። (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ ገበር wp16.2—ንዚመጽእ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር። (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ fg ትምህርቲ 2 ¶2-3 (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 41

  • ንጸቕጢ መዛኑ ተዋጽኡሉ!፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ስታንድ ኣፕ ቱ ፒር ፕረዠር (ንጸቕጢ መዛኑ ተዋጽኡሉ!) ዘርእስታ ቪድዮ jw.org ወልዓያ። (ኣብ ትሕቲ BIBLE TEACHINGS > TEENAGERS ርአ።) ድሕሪኡ፡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ሕተት፦ ቈልዑ ኣብ ቤት ትምህርቲ እንታይ ጸቕጢ እዩ ዜጋጥሞም፧ ኣብ ዘጸኣት 23:2 ንዘሎ መሰረታዊ ስርዓት ኣብ ግብሪ ኼውዕልዎ ዚኽእሉ ብኸመይ እዮም፧ ንጸቕጢ መዛኑ ኺዋጽኡሉን ንጽህናኦም ኪሕልዉን ኪሕግዞም ዚኽእል ኣርባዕተ ስጕምቲ እንታይ እዩ፧ መንእሰያት ንዝረኸብዎ ጽቡቕ ተመክሮ ኼካፍሉ ዓድሞም።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ lv ምዕ. 7 ሕ.ጽ. 20-28 (30 ደቒቕ)

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 149ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ