ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb16 መጋቢት ገጽ 5
  • 21-27 መጋቢት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 21-27 መጋቢት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
mwb16 መጋቢት ገጽ 5

21-27 መጋቢት

እዮብ 6-10

  • መዝሙር 38ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “እቲ እሙን ዝነበረ እዮብ ጓሂኡ ገለጸ”፦ (10 ደቒቕ)

    • እዮብ 6:1-3, 9, 10, 26፣ 7:11, 16—ሰባት ጕህዮም ዚዛረብዎ ነገራት፡ ናይ ሓቂ መንነቶም ዜንጸባርቕ ከይከውን ይኽእል እዩ (w13 15/8 19 ¶7፣ w13 15/5 22 ¶13)

    • እዮብ 9:20-22—እዮብ፡ ነቲ ኣብ ኣምላኽ ዝነበሮ እምነት ይሓሉ ኣይሓሉ ብዘየገድስ፡ ኣምላኽ ከም ዘይግደሰሉ ገይሩ ብምሕሳብ ኣብ ግጉይ መደምደምታ በጺሑ ነበረ (w15 1/7 12 ¶2)

    • እዮብ 10:12—እዮብ ከቢድ ፈተና ምስ ኣጋጠሞ እውን እንተ ዀነ፡ ብዛዕባ የሆዋ ኣወንታዊ ነገራት ተዛረበ (w09 15/4 7 ¶18፣ w09 15/4 10 ¶13)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • እዮብ 6:14—እዮብ፡ ምሕረት ወይ ብተኣማንነት ዚርአ ፍቕሪ ኣገዳሲ ምዃኑ ዘጕልሐ ብኸመይ እዩ፧ (w10 15/11 32 ¶20)

    • እዮብ 7:9, 10፣ 10:21—እዮብ ብትንሳኤ ዚኣምን እንተ ነይሩ፡ ነቲ ኣብዚ ፍቕድታት እዚ ዚርከብ ሓሳባት እተዛረበ ደኣ እሞ ስለምንታይ እዩ፧ (w06 15/3 14 ¶11)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ይምህረኒ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብክዎ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ኽጥቀመሉ ዝኽእል እንታይ ነጥብታት ረኺበ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ እዮብ 9:1-21 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ wp16.2 16—ወፈያ ኺግበር ከም ዚከኣል ጥቐስ። (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ wp16.2 16—ንዚመጽእ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር። (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ fg ትምህርቲ 2 ¶6-8 (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 37

  • ብልቦና ኣጸናንዑ፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ሽማግለታት ኣብ ቤት ትምህርቲ ኣገልግሎት መንግስቲ ኣምላኽ ዝረኣይዋ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ዚፈትዎ ሰብ ብሙማቱ ንዝሓዘነ ሰብ ከነጸናንዕ ከለና፡ እቶም ክልተ ኣሕዋት ብኸመይ ጽቡቕ ኣብነት ከም ዚዀኑና ሰማዕቲ ሓሳብ ኪህቡ ዓድም።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ lv “ክፋላት ደምን ኣገባባት መጥባሕትን” ዘርእስታ መመላእታ ጽሑፍ (30 ደቒቕ)

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 27ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ