ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb16 መጋቢት ገጽ 6
  • 28 መጋቢት–3 ሚያዝያ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 28 መጋቢት–3 ሚያዝያ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
mwb16 መጋቢት ገጽ 6

28 መጋቢት–3 ሚያዝያ

እዮብ 11-15

  • መዝሙር 12ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕን ካብኡ ንታሕትን)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “እዮብ ኣብ ትንሳኤ ምትእምማን ነበሮ”፦ (10 ደቒቕ)

    • እዮብ 14:1, 2—እዮብ ብዛዕባ እቲ ደቂ ሰብ ዘለዉሉ ዅነታት ሓፈሻዊ ሓሳባት ሃበ (w15 1/3 3፣ w10 1/5 5 ¶2፣ w08 1/3 3 ¶3)

    • እዮብ 14:13-15ሀ—እዮብ፡ የሆዋ ኸም ዘይርስዖ ይፈልጥ ነበረ (w15 1/8 5፣ w14 1/1 7 ¶4፣ w11 1/3 22 ¶2-4)

    • እዮብ 14:15ለ—የሆዋ ንእሙናት ኣምለኽቱ ኣኽቢሩ ይርእዮም (w15 1/8 7 ¶3፣ w14 15/6 14 ¶12፣ w11 1/3 22 ¶3-6)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • እዮብ 12:12—ብዕድመ ዓበይቲ ዝዀኑ ክርስትያናት ነቶም ብዕድመ ንኣሽቱ ዝዀኑ ክርስትያናት ኪሕግዝዎም ዓቕሚ ዘለዎም ስለምንታይ እዩ፧ (g99-E 22/7 11፡ ሳጹን)

    • እዮብ 15:27—ኤልፋዝ ብዛዕባ እዮብ፡ “ገጹ ኣስብሔ” ኺብል ከሎ እንታይ ማለቱ እዩ ነይሩ፧ (it-1-E 802 ¶4)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ይምህረኒ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብክዎ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ኽጥቀመሉ ዝኽእል እንታይ ነጥብታት ረኺበ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ እዮብ 14:1-22 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ fg ትምህርቲ 13 ¶1—ንተመላሊስካ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር። (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ fg ትምህርቲ 13 ¶2—ንዚመጽእ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር። (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ fg ትምህርቲ 13 ¶3-4 (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 55

  • ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (5 ደቒቕ)

  • “ሳላ በጃ እንረኽቦ ትንሳኤ”፦ (10 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ኣብቲ “ቕድም መንግስቲ ኣምላኽ ብቐጻሊ ድለዩ!” ዘርእስቱ ኣኼባ ዞባ 2014 እተራእየት ቪድዮ ብምርኣይ ዛዝም።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ lv ምዕ. 8 ሕ.ጽ. 1-10 (30 ደቒቕ)

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 33ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ