ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | መሃልየ መሃልይ 1-8
እታ ሹላማዊት—ክንመስላ ዚግባእ ሰናይ ኣብነት
ንኣምለኽቲ የሆዋ ሰናይ ኣብነት ክትከውን ዝኸኣለት ብኸመይ እያ፧
ንናይ ሓቂ ፍቕሪ ብጥበብ ተጸበየት
ምስ ማንም ሰብ ፍቕራዊ ርክብ ክትምስርት ብኻልኦት ንዚግበረላ ጸቕጢ ተቓወመት
ትሕትትን ሚዛናዊትን ንጽህትን እያ ነይራ
ፍቕራ ብወርቂ ወይ ብሻሕራ ኺዕደግ ኣይፈቐደትን
ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተት፦
‘ነየናይ ባህርይ እታ ሹላማዊት እየ ክቐድሖ ዘሎኒ፧’