ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb16 ታሕሳስ ገጽ 2
  • 5-11 ታሕሳስ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 5-11 ታሕሳስ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
mwb16 ታሕሳስ ገጽ 2

5-11 ታሕሳስ

ኢሳይያስ 1-5

  • መዝሙር 16ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ንዑናይ ናብ ከረን የሆዋ ንደይብ”፦ (10 ደቒቕ)

    • [መእተዊ ኢሳይያስ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዕ።]

    • ኢሳ 2:2, 3—“ከረን ቤት የሆዋ” ንንጹህ ኣምልኾ የመልክት (ip-1-E 38-41 ¶6-11፣ 44-45 ¶20-21)

    • ኢሳ 2:4—ኣምለኽቲ የሆዋ ደጊም ውግእ ኣይኪምሃሩን እዮም (ip-1-E 46-47 ¶24-25)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ኢሳ 1:8, 9—ጓል ጽዮን “ከም ዳስ ኣብ ኣታኽልቲ ወይኒ” ዀይና ዝተረፈት ብኸመይ እያ፧ (w06 1/12 8 ¶5)

    • ኢሳ 1:18—“ኣብ መንጎና ነገር ነቕንዕ” ዚብል ቃላት የሆዋ እንታይ ማለት እዩ፧ (w06 1/12 9 ¶1፣ it-2-E 761 ¶3)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ይምህረኒ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብክዎ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ኽጥቀመሉ ዝኽእል እንታይ ነጥብታት ረኺበ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ኢሳ 5:1-13

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይዚ ወርሒ እዚ ኣቀራርባታት ተዳሎ፦ (15 ደቒቕ) ኣብቲ “ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት” እተመስረተ ምይይጥ። ነተን ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባ ዜርእያ ቪድዮታት ወልዓየን፣ ደድሕሪ ሓንቲ ቪድዮ ነቲ ጕሉሕ ነጥብታት ተመያየጡሉ። ኣስፋሕቲ ናይ ገዛእ ርእሶም ኣቀራርባ ኼዳልዉ ኣተባብዓዮም።

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 139

  • ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (7 ደቒቕ) ከም ኣማራጺ፡ ነቲ ኻብ መጽሓፍ ዓመት ዝረኸብኩምዎ ትምህርቲ ተመያየጡሉ። (yb16-E 32 ¶3–34 ¶1)

  • “ኣብ ኣገልግሎት ክእለትካ ኣመሓይሽ—ብመጽሓፍ ‘ንርእስኹም ብፍቕሪ ኣምላኽ ሓልውዋ’ ልቢ ተንክፍ”፦ (8 ደቒቕ) ምይይጥ። ኣብዚ ወርሒ እዚ፡ ኣብ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ክፍሊ ንዘለዎም ተምሃሮ፡ ኣብ መጽሓፍ ቤት ትምህርቲ ኣገልግሎት ኣብ ገጽ 261-262 ንዘሎ ነጥብታት ኪጥቀሙሉ ኣተባብዓዮም።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) ia ምዕ. 3 ሕ.ጽ. 14-21፡ “ኣብ ታሪኽ መጽሓፍ ቅዱስ ኣገዳሲት ዕለት” ዘርእስታ ሳጹን፡ ክለሳ ምዕራፍ

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 154ን ጸሎትን

    መዘኻኸሪ፦ ቅድሚ ምዝማርኩም፡ ነታ ሓዳስ መዝሙር ብምልእታ ሓንሳእ ስምዕዋ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ