ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb16 ታሕሳስ ገጽ 3
  • ‘ንዑናይ ናብ ከረን የሆዋ ንደይብ’

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ‘ንዑናይ ናብ ከረን የሆዋ ንደይብ’
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ዓመጽ ንሓዋሩ ዘልግስ ብኸመይ ኢዩ፧
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1996
  • ኣብዚ ግዜና ዘሎ ሓድነት ኣምልኾ እንታይ ትርጕም እዩ ዘለዎ፧
    ነቲ ሓደ በይኑ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ኣምልኽ
  • ኣብ ምድሪ ሰላም ዚሰፍን ብኸመይ እዩ፧
    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ
  • ኣብቲ ዝበለጸ መገዲ ህይወት ዝሓበሩ
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1999
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
mwb16 ታሕሳስ ገጽ 3

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ኢሳይያስ 1-5

‘ንዑናይ ናብ ከረን የሆዋ ንደይብ’

2:2, 3

“ኣብተን ዳሕሮት መዓልትታት”

እንነብረሉ ዘሎና ግዜ

“ከረን ቤት የሆዋ”

ንጹህ ኣምልኾ የሆዋ ዚግበረሉ ልዕል ዝበለ ቦታ

“ናብኡ ኸኣ ኵሎም ኣህዛብ ኪውሕዙ እዮም”

እቶም ንጹህ ኣምልኾ እተቐበሉ ብሓደ ይእከቡ

“ንዑናይ ናብ ከረን የሆዋ”

ናይ ሓቂ ኣምለኽቲ ንኻልኦት፡ ኪሓብርዎም ይዕድሙ

“ንሱ ጐደናታቱ ኺምህረና፡ ንሕና እውን ብመገድታቱ ኽንመላለስ ኢና”

የሆዋ ብቓሉ ኣቢሉ ይምህረናን ብመገድታቱ ኽንመላለስ ይሕግዘናን

ካብ ብዙሓት ኣህዛብ ዝዀኑ ህዝብታት ናብ ከረን የሆዋ ኺድይቡ እዮም

2:4

“ደጊም እውን ውግእ ኣይኪምሃሩን እዮም”

ኢሳይያስ፡ ህዝቢ የሆዋ ሰላም ከም ዚስዕቡ ንምሕባር፡ ንኣጽዋር ውግእ ናብ ናውቲ ማሕረስ ከም ዚልውጥዎ ገሊጹ ኣሎ። እዚ ናውቲ እዚ፡ ብግዜ ኢሳይያስ ንምንታይ እዩ ዜገልግል ነይሩ፧

‘ኣስያፎም ቀጥቂጦም ማሕረሻታት ኪገብሩ እዮም’

ማሕረሻ ሓደ ኻብ ናውቲ ማሕረስ ኰይኑ፡ ንዝባን ምድሪ ይዅዕት። ገሊኡ ድማ ካብ ሓጺን እዩ ዚስራሕ ነይሩ።—1ሳሙ 13:20

“ኲናውቶም ከኣ ገዘሞታት ኪገብሩ እዮም”

ገዘሞ ቅርጺ ማዕጺድ ዘለዎ በሊሕ ሓጺን ኰይኑ፡ መትሓዚ ኣለዎ። እዚ ንዋት እዚ፡ ወይኒ ንምጥጣፍ የገልገል ነበረ።—ኢሳ 18:5

ሰይፍን ኲናትን
ማሕረሻን ገዘሞን
    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ