ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb16 ታሕሳስ ገጽ 4
  • መሲሕ ንትንቢት ፈጺምዎ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መሲሕ ንትንቢት ፈጺምዎ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ሀ7-ሐ ቀንዲ ፍጻመታት ምድራዊ ህይወት የሱስ—የሱስ ኣብ ገሊላ ዝገበሮ ሰፊሕ ኣገልግሎት (1ይ ክፋል)
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • ሀ7-ለ ቀንዲ ፍጻመታት ምድራዊ ህይወት የሱስ—መጀመርታ ኣገልግሎት የሱስ
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • ሀ7-መ ቀንዲ ፍጻመታት ምድራዊ ህይወት የሱስ—የሱስ ኣብ ገሊላ ዝገበሮ ሰፊሕ ኣገልግሎት (2ይ ክፋል)
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • ኣብ ቃና ኻልኣይ ተኣምር ገበረ
    የሱስ—መገድን ሓቅን ህይወትን
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
mwb16 ታሕሳስ ገጽ 4

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ኢሳይያስ 6-10

መሲሕ ንትንቢት ፈጺምዎ

ብወረቐት ኣብ እተሓትመ

ኢሳይያስ፡ የሱስ ከይተወልደ ኣማእታት ዓመታት ኣቐዲሙ፡ መሲሕ “ኣብ ዞባ ዮርዳኖስ፡ ንናይ ኣህዛብ ገሊላ” ኺሰብኽ ምዃኑ ተነብዩ ነይሩ እዩ። የሱስ ብስራት እናሰበኸን እናመሃረን ኣብ መላእ ገሊላ ብምኻድ ነዚ ትንቢት እዚ ፈጺምዎ እዩ።—ኢሳ 9:1, 2።

ካርታ ገሊላ
  • ወይኒ ዝሓዘ ገንኢ

    ናይ መጀመርታ ተኣምር ገበረ —ዮሃ 2:1-11 (ቃና)

  • እቶም 12 ሃዋርያት

    ሃዋርያቱ መረጸ —ማር 3:13, 14 (ጥቓ ቅፍርናሆም)

  • የሱስ ይምህር

    ኣብ ከረን ሰበኸ —ማቴ 5:1–7:27 (ጥቓ ቅፍርናሆም)

  • ካብ ምዉታት ዝተንስአ ወዲ

    ንሓንቲ መበለት ሓደ ወዳ ኣተንስኣላ —ሉቃ 7:11-17 (ናይን)

  • እቲ ኻብ ምዉታት ዝተንስአ የሱስ ንደቀ መዛሙርቱ ይርኣዮም

    ድሕሪ ትንሳኤኡ ንኣስታት 500 ደቀ መዛሙርቱ ተራእዮም —1ቈረ 15:6 (ገሊላ)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ