ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb16 ታሕሳስ ገጽ 4
  • 12-18 ታሕሳስ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 12-18 ታሕሳስ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
mwb16 ታሕሳስ ገጽ 4

12-18 ታሕሳስ

ኢሳይያስ 6-10

  • መዝሙር 43ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “መሲሕ ንትንቢት ፈጺምዎ”፦ (10 ደቒቕ)

    • ኢሳ 9:1, 2—ኣብ ገሊላ ብጋህዲ ዝገበሮ ኣገልግሎቱ ኣቐዲሙ ብትንቢት ተነጊሩ ነይሩ (w11 15/8 10 ¶13፣ ip-1-E 124-126 ¶13-17)

    • ኢሳ 9:6—ሓያሎ ዕማማት ይዓምም (w14 15/2 12 ¶18፣ w07 15/5 6)

    • ኢሳ 9:7—ኣገዛዝኣኡ ናይ ሓቂ ሰላምን ፍትሕን ኬስፍን እዩ (ip-1-E 132 ¶28-29)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ኢሳ 7:3, 4—የሆዋ ነቲ እኩይ ዝነበረ ንጉስ ኣሃዝ ዘድሓኖ ስለምንታይ እዩ፧ (w06 1/12 9 ¶4)

    • ኢሳ 8:1-4—እዚ ትንቢት እዚ እተፈጸመ ብኸመይ እዩ፧ (it-1-E 1219፣ ip-1-E 111-112 ¶23-24)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ይምህረኒ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብክዎ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ኽጥቀመሉ ዝኽእል እንታይ ነጥብታት ረኺበ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ኢሳ 7:1-17

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) g16.6 ገበር

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) g16.6 ገበር

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) lv 34 ¶18—ብኸመይ ልቡ ኸም እትትንክፍ ኣርኢ።

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 10

  • “እነኹ፡ ልኣኸኒ!” (ኢሳ 6:8)፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ዝያዳ ዓየይቲ ኣብ ዜድልዩሉ የገልግሉ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። (ቪድዮታት ኣብ ትሕቲ ዚብል ክፋል፡ ኣኼባታትናን ኣገልግሎትናን ርአ።)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) ia ምዕ. 4 ሕ.ጽ. 1-15፡ “ንእሽቶ ግናኸ ብልጽቲ” ዘርእስታ ሳጹን

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 150ን ጸሎትን

    መዘኻኸሪ፦ ቅድሚ ምዝማርኩም፡ ነታ ሓዳስ መዝሙር ብምልእታ ሓንሳእ ስምዕዋ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ