ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb16 ታሕሳስ ገጽ 7
  • ምድሪ ብፍልጠት የሆዋ ኽትመልእ እያ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ምድሪ ብፍልጠት የሆዋ ኽትመልእ እያ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ዘሐጕስ መጻኢ ግዜ ክህልወካ ይኽእል ኢዩ!
    ናብ ዘለኣለማዊ ህይወት ዝመርሕ ፍልጠት
  • “ኣብ ገነት የራኽበና!”
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2018
  • ተለዊጥካ ዲኻ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2013
  • ኣብ ገነት ንምንባር ተስፋ ኽትገብር ዜኽእል መሰረት ኣሎዶ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2004
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
mwb16 ታሕሳስ ገጽ 7

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | 19-25 ታሕሳስ

ምድሪ ብፍልጠት የሆዋ ኽትመልእ እያ

ሓደ ቘልዓ ኣብ ገነት ምስ እንስሳ ዘገዳም ይጻወት

11:6-9

እዚ ትንቢት እዚ ኣብ እስራኤላውያን ዝወዓለ ብኸመይ እዩ፧

  • እስራኤላውያን ካብ ምርኮ ባቢሎን ንዓዶም ኪምለሱ ኸለዉ ዀነ፡ ናብ ዓዶም ምስ ተመልሱ፡ ካብ ኣራዊት ወይ ብኣራዊት ካብ እተመሰሉ ሰባት መጥቃዕቲ ኸይወርዶም ዜስግእ ምኽንያት ኣይነበሮምን።—እዝ 8:21, 22

እዚ ትንቢት እዚ ኣብ ግዜና ዚውዕል ብኸመይ እዩ፧

  • ፍልጠት የሆዋ፡ ባህርያት ሰባት ከም ዚልወጥ ገይሩ እዩ። ቀደም ዓመጸኛታት ዝነበሩ ሰባት ተቐይሮም ሰላማውያን ኰይኖም እዮም። ፍልጠት ኣምላኽ ዓለምለኻዊ መንፈሳዊ ገነት ከም ዚህሉ ገይሩ እዩ

እዚ ትንቢት እዚ ኣብ መጻኢ ፍጻመኡ ዚረክብ ብኸመይ እዩ፧

  • ምልእቲ ምድሪ፡ ኣምላኽ ኣብ መጀመርታ ዓሊምዎ ናብ ዝነበረ ዅነታት፡ ማለት ናብ ውሑስ ሰላማዊ ገነት ክትቅየር እያ። ዝዀነ ይኹን ፍጡር፡ ሰብ ወይ እንስሳ ዋላ ሓንቲ ጕድኣት ኣይኬውርድን እዩ

ጳውሎስ ብፍልጠት ኣምላኽ ተቐይሩ

  • ፈሪሳዊ ኣብ ዝነበረሉ እዋን ከም ናይ ኣራዊት ባህርያት የንጸባርቕ ነይሩ።—1ጢሞ 1:13

  • ልክዕ ፍልጠት ንባህርያቱ ቐይርዎ። —ቈሎ 3:8-10

እቲ ቝጡዕ ዝነበረ ሃዋርያ ጳውሎስ ባህርያቱ ቐይሩ ልኡም ኰነ
    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ