ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb16 ታሕሳስ ገጽ 6
  • 19-25 ታሕሳስ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 19-25 ታሕሳስ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
mwb16 ታሕሳስ ገጽ 6

19-25 ታሕሳስ

ኢሳይያስ 11-16

  • መዝሙር 143ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ምድሪ ብፍልጠት የሆዋ ኽትመልእ እያ”፦ (10 ደቒቕ)

    • ኢሳ 11:3-5—ጽድቂ ንዘለኣለም ኪሰፍን እዩ (ip-1-E 160-161 ¶9-11)

    • ኢሳ 11:6-8—ኣብ መንጎ ሰባትን እንስሳታትን ሰላም ኪህሉ እዩ (w12 15/9 9-10 ¶8-9)

    • ኢሳ 11:9—ኵሎም ሰባት መገድታት የሆዋ ኺምሃሩ እዮም (w16.06 8 ¶9፣ w13 1/6 7)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ኢሳ 11:1, 10—የሱስ ክርስቶስ ‘ካብ ጕርማጽ እሴይ ዚበቍል ውልዶን ሱር እሴይን’ ኪኸውን ዚኽእል ብኸመይ እዩ፧ (w06 1/12 9 ¶6)

    • ኢሳ 13:17—ሜዶናውያን ንብሩር ግዲ ዘይብሎም፡ ንወርቂ ኸኣ ዘይብህግዎ ዝነበሩ ብኸመይ እዮም፧ (w06 1/12 10 ¶10)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ይምህረኒ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብክዎ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ኽጥቀመሉ ዝኽእል እንታይ ነጥብታት ረኺበ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ኢሳ 13:17–14:8

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) እዮብ 34:10—ሓቂ ምሃር።

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) መክ 8:9፣ 1ዮሃ 5:19—ሓቂ ምሃር።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) lv 54 ¶9—ብኸመይ ልቡ ኸም እትትንክፍ ኣርኢ።

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 24

  • “ጽልኢ ብመለኮታዊ ትምህርቲ ይስዓር”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ጆኒን ጊዴዎንን፦ ቀደም ጸላእቲ፡ ሕጂ ኣሕዋት ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። (ቪድዮታት ኣብ ትሕቲ ዚብል ክፋል፡ ቃለ መጠይቓትን ተመክሮታትን ርአ።)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) ia ምዕ. 4 ሕ.ጽ. 16-31፡ ክለሳ ምዕራፍ

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 151ን ጸሎትን

    መዘኻኸሪ፦ ቅድሚ ምዝማርኩም፡ ነታ ሓዳስ መዝሙር ብምልእታ ሓንሳእ ስምዕዋ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ