ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb16 ታሕሳስ ገጽ 6
  • ጽልኢ ብመለኮታዊ ትምህርቲ ይስዓር

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ጽልኢ ብመለኮታዊ ትምህርቲ ይስዓር
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ጽልኢ—ዓለምለኻዊ ጸገም
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2013
  • ጽልኢ ዘይህልወላ ዓለም—መዓስ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2013
  • ኣቐዲምካ ፍርዲ—በዝስ ተለኺፍካ ዲኻ፧
    ንቕሑ!—2020
  • ከምቲ የሆዋን የሱስን ዘለዎም ሓድነት ይሃልወና
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2018
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
mwb16 ታሕሳስ ገጽ 6

ክርስትያናዊ ህይወት

ጽልኢ ብመለኮታዊ ትምህርቲ ይስዓር

የሆዋ ኣየዳሉን እዩ። (ግብ 10:34, 35) “ካብ ኵሎም ኣህዛብን ነገዳትን ህዝብታትን ቋንቋታትን” ዝዀኑ ሰባት ይቕበል። (ራእ 7:9) ስለዚ፡ ኣብ ክርስትያናዊት ጉባኤ፡ ጽልኢ ወይ ኣድልዎ ቦታ የብሉን። (ያእ 2:1-4) ሳላ መለኮታዊ ትምህርቲ፡ ባህርያት ሰባት ተቐይሩ ኣብ እንርእየሉ መንፈሳዊ ገነት ንነብር ኣለና። (ኢሳ 11:6-9) ኣብ ልብና ዘሎ ዝዀነ ይኹን ጽልኢ ኻብ ስሩ ንምም ሓው ብትግሃት ንዓዪ እንተ ደኣ ዄንና፡ ንኣምላኽ ከም እንመስሎ ኢና እነርኢ። —ኤፌ 5:1, 2።

ጆኒን ጊዴዎንን ኣብ ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ ንቘልዑ ጽቡቕ ኣቀባብላ ይገብሩሎም

ነታ ጆኒን ጊዴዎንን፦ ቀደም ጸላእቲ፡ ሕጂ ኣሕዋት ዘርእስታ ቪድዮ ርኣያ። ድሕሪኡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት መልሶ፦

  • ኣድልዎን ጽልእን ብምጥፋእ ዝመጸ፡ መለኮታዊ ትምህርቲ ኻብቲ ሰባት ዚገብርዎ ጻዕሪ ዚበልጽ ስለምንታይ እዩ፧

  • ብዛዕባ ዓለምለኻዊ ሕውነትና ዜደንቐካ እንታይ እዩ፧

  • ክርስትያናዊ ሓድነትና ምስ እንዕቅብ፡ የሆዋ ዚኸብር ብኸመይ እዩ፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ